} --> ehrea

Prisoners death records  

 

 

 

 

 

 

W.Haile
Mysterious death of Ibrahim Afa
Mysterious death of Abraham Tewelde

Liquidation in the ELF
index sitemap advanced
2024-04-20

 

 

 

 

ዘገርም! ኣብነት። ሐደ ካብዞም ኣደስከልቲ ጭፍራ ወልደኢየሱስ ዓማር ዘሎ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ቃለ መጠየቑ ንናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣሰራርሓ እንዳተጸየፈ “ ኣብ ሜዳ ቅድሚ ኹሉ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝደስከልኩ ኣነ ኢየ።” ይብል ከምዘይነበረ ሕጂ እንከ ስልጣን ያእዪ ረኺቡስ እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝተወስደ ናይ ምድስካል ስጉምቲ ኢሉ ዘቑረምርመሉ ዝነበረ ኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ ከተግብሮ ምፍታኑ ምስ እንታይ ይቑጸር? ዶስ እታ ኣነ ዝጠዓምክዋ ሓለንጊ ምድስካል ይጥዓምዋ ዲዩ ነገሩ? ወይስ ካልእ? እቲ ኮይኑ እቲ ጊዜ ዘይገልጾ የለን’ሞ ምቕናይ ጥራሕ! እናበልኩ ቀጺለ ኣብዚ ተቖጺሩ ዘሎ ናይ ዕለት 17 ጥቅምቲ 2010 ኣኼባኹም ሓገዝ እንተኾነኩም ኢለ ዝሓስቦ ናይዞም ሰባት እዚኦም ካብ ብዙሕ ውሑድ ግጉይ ኣከያይዳን ተዛማድነትን ምስ ምሕደራ ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ እንዳነጻጸርኩ ከቕርበልኩም ኢየ፣- Read more

The former revolutionary leaders, members of the EDA and other groups are no better than the PFDJ leaders at fostering a culture of democracy and dialogue essential for a future Democratic Eritrea.

ehrea
 

                      ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com