Michael Abatregh [facebook)
Martyers Dr. Fitsum Ghebreslassie, was elected as a member of revolutionary consul, his task was mobilization , organizing and exposing the dangerous roll of Selfi Harinet, he has carried his task properly and gained much support among the people and the rank and file within the ELF army, I know Dr. Fuzum very closely, a dedicated, brave and well prepared young man, it was a big loss to Eritrea , R.I.P
Salahuddin Suleiman [facebook)
Yes Michael, he was shot by his comrade ( Abrahale , Birg. General of Isayas government) said to be that happened by mistake not intentionally ???
Tuku Tesfai [facebook) .
ስዉእ ዶክቶር ፍጹም ገብረስላሴ ብጣዕሚ ብጣዕሚ በሊሕ እንዳተማረ እንከሎ ውን ኣዝዩ ንፉዕ ተማሃራይ ኣብ መጨረሻ ኣብ ዩጎስላቭያ ብዝለዓለ ንጥቢ ዶክቶረት ዝወሰደ ዲግሩ ሒዙ ሜዳ ዝ ኣተወ ናይ መጀመርያ መጽሓትን ናይ ፍልዮታትን ኣብ ሚርዳ እንዳ ኣሕተመ ክምዝዝርጋሕ ዝገበረ ብ1974ኣብቆሓይቶኣከለጉዛይትርሰዊኡ
Tesfai Tadese [facebook)
ንዓይ ዝገርመኒ ንቅንጸላ ዶር ፍጹም ዝፈልጡ አብቲ ግዜ ቲ ምስኡ ዝነበሩ ተቢዖም ወይ ብመጽሐፍ መልክዕ ወይ ከአ አብዚ መራኸቢ ህዝቢ ወጽኦም ብረድዮ ፖልቶክ ዘይምዝራቦም ዘሕዝን እዩ ስጋብ ሕጂ ዝስማዕ ዘሎ ብምብራቅ ጥይት አብራለ ክፍለ ተሰዊኡ እንተ ዘይኮይኑ ነብራሃለ ክፍለ እንታይ መርመራ ተገይሩሉ እንታይ ስጉምቲ ተወስዱሉ ሰሚዔ አይፈልጥን እሞ ክቡራት አሕዋት አብቲ ቅንጻለ ዶር ፍጹም ብቀረባ ምስኡ ዝነበርኩም ወይ ከአ ብዑምቀት ትፈልጡ እንተ አሊኹም ሞት ከየርከበትኩም ሐደራ ክትነግሩና ።
ንጋደል ንነጻነት ሃገርና
ንሐርነት ህዝብና
ንመዓርነትን መሰል ህዝብና ዝብል ጭርሖ ናይ ደር ፍጹም ከም ሙኻኑ ይንገረሉ እሞ ከምዚ ዝአምሰለ ገስጋሲ ሰብ ብዘይ ረብሑ ሰብ ክቅተል ኮሎ ናይ ሐዘን ሐዘን እየ።
Tadesse Kidane [facebook)
ብርግጽ ሰውራ ገድሊ ኤርትራ፡ ኣብ ከስዐ ኮፍ ኢሉ ብርሑቕ ዝኸሽፍ ሓደገኛ ተመን ጸኡሩ ይኸይድ ምንባሩ ዘካትዕ የብሉን። ገለ በቲ ተመን ዝተዳህሉ፡ ገለ በቲ ተመን ዝተታለሉሞ ሰባት ዝቐተሉ'ሞ ኣጽቂጦም ዘለዉ ገበኖም ክኽውሉ፡ ገለ ኮሮሻ ኮይኖም ነቲ ተመን ጸይሮም ዝኣተዉ ነይሮሞ።
ኩሎም ንሓድሕዶም እናተጠማመቱ ኣጽቂጦም። ምሕረት የውርደሎም
Yohannes Mengestab [facebook)
ዶክቶር ፍጹም ኣዝዩ በሊሕን ሓያልን ምንባሩ እዩ ዝንገረሉ፡ ኣብ ዩጎዝላቪያ ኣብ ዝበበረሉ ግዜ ትምህርቱ ወዲኡ ክምረቅ ከሎ ብኢድ መራሒ እታ ሃገር እዩ፡ ንስክር ወተቀቱ ተቀቢሉ፡ መራሒ እታ ሃገር ክምዚ ክብል ተዛረበ" ኢትዮጵያ ከማካ ዓይነት ሰብ ምርካባ፡ ን ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ንምሉእ እፍሪቃ ዓብይ ዕድል እዩ" በለ
ቅድሚ ኽልተ ዓመት ይገብር ንገለ ኣባላት ጀብሃ ነበር ብዛዕባ ዶክቲር ፍጹም ገለ ክብሉኒ ተወኪሰ ነይረ ግን፡ ኩሉም ካብ ስቅታ ሓሊፎም ዝሃቡኒ መልሲ ኣይበረን፡ ብዝኮነ ትኩእ ተስፋይ ኣስፍሕ ኣቢልካ ብዛዕባ ታሪኩ እንተትጽሕፍ ጽቡቅ ምኮነ፡
Abeba Abraha [facebook)
አብኡ ዝወዓለ ሰብ ሎሚ ብሂወት ዘሎ ክሳብ እውን ሓደ ካብቶም መርመርቲ ዝነበረ ተባሪቓትኒ ዝብል ምስምስ ምንባሩ ይዛረብ ክሳብ ክንደይ ኣብ ሕዝቢ ቐሪቡ ይዛረብ ግን ርግጸኛ ኣይኮንኩን ተስፋ ይገብር ነዚ ጽሑፈይ ኣንቢቡቡ መልሲ ክህብ።
FACEBOOK