ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም

 

Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ source http://www.harnnet.org/

ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 425 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።

 

ትሕቲ 5 ዓመት

ካብ

5-18 ዓመት

ልዕሊ 18 ዓመት

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

16

45

103

164

ደቂ ተባዕትዮ

20

51

190

261

ድምር

34

127

397

425

 ካብ 1 ጥሪ 2010 ክሳብ 30 መስከረም 2012 ኣብ ሱዳን፡ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ዑቝባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት 58,787 (58,362 + 425) በጺሑ ኣሎ።