1
Eላል ሰንበት ክሳE ምስ ሸፋቱ ህግደፍ ንሰናበት ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሚላኖ-Iጣልያ
23/12/2012[source http://www.jeberti.com/pdf/Ilala%20senbet%2012232012.pdf]
ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ ጸገሞም ሓደ

ንካሳሁን የማነ ጃማይካ፡ ኣወስን ኣቢለ ኣብ ናይ በይንና Eላል፡ Eስኪ በዚ ኸኣ ክፍትን፡ Eቲ ፈተነ ወላ Eኳ ተፈሊጡ Eንተፈሸለ መሰናበዲ ክጠቅም ይኽEል Eዩ ካብ ዝብል ሽጣራ ኩስቶ ኩስቶ ኣሲሮሞም ይበሃል ኣሎ ኣብ ክንዲ ምባል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣማኒኤል ተስፋሚካኤል (ሓው ንሓድሽ ተስፋሚካኤል) ንሜዳ ኤርትራ ክስለፍ ብሱዳን ክሓፈልፍ
Eንከሎ፡ ኣብ ሃገር ሸወደን ዝመሃረሉ ዝነበረ Eዋን ምስ Eቲ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ማሕበር ተመሃሮ ኤርትራውያን ኣብ ሸወደን ስርርE ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብሕሩይ ተድላ ባይሩ ዝምራሕ ግርጭታት ፖለቲካዊ ራIታት ስለዝነበሮ ናብ ሰልፊ ናጽነት ኤርትራ ክስለፍ Eናኸደ ኣብ ሱዳን ብጠቐረ ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ Eዚ ናይ ሹIን ኮሚኒስት
ሰላያይ Eዩ ተባሂሉ ተኣሲሩ ድሓር ግን ተጻርዩ ተፈቲሑ ናብ ዓላማU ዝተሰለፈ ምስ ካሳሁን ኪዳነ መሰለ፡ ጽቡቅ ፍልጠት ስለዝነበሮም ኣብቲ Eዋን Eቲ ምስ ዝተፈጥረ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ብምንቅስቓሱ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተኣሲሩ ኣሎ ዝብል ወረ ስለ ዝሰማEኩ ንEታ ወረ ከጻርይ ንጃማይካ፡ "ኣማኑኤል ተስፋሚካኤልን ኣፈወርቂ ሞጎስን ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፎም
Eናበልና ጀብሃ ኸኣ ምሳና ተሰሊፎም ይብሉ ኣለው Eሞ ነዚኣ ኣብ ዓደን ምስ ኣተኻ ኣጻርየልና" በልኩዎ፡፡ Eዚ መበልየይ!! ክልተ ሸቶ ንምውቃE Eዩ፡፡ ንሱ ኸኣ Eንተድኣ ድሃዩ ረኺቡ Eቲ ዝበሃል ናይ ማEሰርቲ ወረ ሓሶት Eዩ፡፡ ተኣሲሩ Eንተኾይኑ ኸኣ ክፍለጥ Eዩ፡፡ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ወላ ንበዓል Iሳያስ መሕተትየይ ይንገሮም Eምበር ነቲ ኣብ ውሽጢ ሜዳ ዝግበር ክፍኣታት ኣብ ዘሎናዮ ስግር ባሕር ኬንና ንከታተሎ ከም ዘሎና ክፍለጦም ዝብል ኣተሓሳስባ ስለዝሓሰብኩ Eዩ Eሞ፡ ከምታ ዝደለኹዋ ኣማኑኤል ተስፋሚካኤል ተኣሲሩ ምንባሩ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ፈሊጠ፡፡ ካብ ማEሰርቲ ምስ ወጸ ኸኣ ምስ ጃማይካ ተራኺቦም፡፡ Eታ ተዘዋዋሪት ሕቶይ ከምዘEለሎ ኣረጋጊጸ፡፡ ርጉም ስርርE!! ጩግራፍሲ ወቒዓ ተEውይ- ወይ ሓርገጽ በሊU ነቢU ባህርያቶም፡ ኣብቲ Eዋን Eቲ ቶንኮላዊ ስልትታቶም Eግረ ተኽሊ (ሕጻናት) ይንበሩ ድኣ Eምበር፡ ክፍኣቶም ሓሶቶም ንኸይቃላE ጥንቁቓት ስለዝነበሩ፡ ኣብ ውሻጠOም ዝፍጸም ቶንኮል ኣብ ደገ EንተተሰሚU ብEተሰምO ከይራባሕ ንEቲ ሓቂ ናብ ሓሶት ብቕጽበት ስለ ዝልውጥዎ 2 ንEቲ ዝፍጸም ዝነበረ ክፍኣታት ኣሉታ ንምሃብ ንኣማኑኤል ተስፋሚካኤል ኣፈወርቂ ሞጎስ ብርፍትያ ኣሰናቢቶሞም፡፡ ሪፊቶምከ ንኤውሮጳ ናብ ሃገር ሸወደን (ሕጂ Eውን ኣብU ኣለው) ስለ ዝኸዱ መሪሕነት ገድሊ ሰለይቲ ኮይኖም ጸኒሖም ዝሃደሙና ኣማኑኤል ተስፋሚካኤል ኣፈወርቂ ሞጎስ ንኤውሮጳ ኸይዶም ስለ ዘለው ኩሉ ኤርትራዊ ፊታው ሃገሩ ክጥንቀቐሎም ከነጽሎም ኣለዎ ዝብል ኣዋጅ ኣመሓላሊፎም ኣጸሊሞሞም ጥራሕ ዘይኮነ ንብርክት ዝበለ ዓመታት
ኣነጺሎሞም፡፡ ኩነታት Eናሓርበተ!! Eላማ ቃልስና Eናጸልመተ ይኸይድ ስለዝነበረ፡ ቶንኮላዊ ስርርE ከርEይ ሓቅነቱ ከስምE መንን ብኸመይን ክሰርE Iሉ ኣብ ዓደን መሪሕነት ገድሊ ንኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ ንኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ወከልትኹም ልኣኹ ክንራኸብ Iሊ Eድመ ስለዝለኣኸ ልሉይ መሳርሒ የሰሜን ሃይል ጸጋይ ተስፋጼን (ድንሽ)
ንስሩዓት ኣመሪካ ወኪሉ ተስፋልደት ተስፋማርያም (ወዲ ማርያኖ) ሙሴ ምስግና ኸኣ ንኤውሮጳ ወኪሎም ንዓደን ከዱ፡፡ ጉዳም መገሻ ጉዳምን ሰንካምን መገሻ ዘጸውO ኣብ ዓደን ኩሎም ወከልቲ ማለት ናይ ኣመሪካን ኤውሮጳን ይኺዱ ድኣ Eምበር Eቲ ዝተገብረ Eድመ ንኣኼባ Eንተነይሩ Eቲ ኣኼባ መሪሕነትን ወኪል ኣመሪካን (ጸጋይ ድንሽ) ጥራሕ Eዩ ነይሩ ከበል ዝኽEል፡፡
ወከልቲ ኤ.ና.ኤ ኤርትራውያን ንናጽነት ኤውሮጳ ካብ መገሻOም ሒዞሙዎ ዝመጹ Eንተነይሩ መልEኽቲ ነቲ ኣብ ቦሎኛ BOLOGNA ዝግበር ዝነበረ ዓመታዊ ኣኼባ 1974 ንEተገብሩዎ ዘሎኹም ዓመታዊ ኣኼባ ኣሳልጦ ክመልO ሃገራዊ ምንዮትና ንገልጽ መሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታት ምውጻE ሓርነት ኤርትራ ጥራሕ Eትብል ተነቢባትልና፡፡
ብድሕሪ Eዚ ካልኣ ጸብጻብ ናይ Eቲ ኣኼባ ክወሃበና ጭንን Eንተበልና! ወይከ፡፡ Eቲ ኣሽክEላል ኣሕሪቑኒ ድሕሪ ብዙሕ ግዜ Eድል ዘረባ ክወሃበኒ Iለ Iደይ ዊጥ ከበል መራሕቲ መደብ ዝነበሩ ጴጥሮስ ጸጋይን ንጉሰን ካብ ሶቬት ሕብረት ኣርኣያ ጠዓመ ካብ ምEራብ ጀመርን Eድል ምሃብ ስለዝኸልUኒ ባEለይ ብድድ Iለ Eንታይ EሽክEላሉ Eዩ ክሳE
ዓደን ዝኣክል መሪሕነት ገድሊ ዓዲሙ ተባሂሉ Eሞ ልUኻትና ኣርበዓ መዓልቲ ገይሮም ነዛ ብንጣስ ወረቐት ዘይትኣክል መልEኽቲ ሒዞም ክመጹ? Iለ ዓውዓው ምስ በልኩ፡ ዘይተዋሕጠሎም ሕቶይ ካብቲ ኣኼባ ክወጽE ዓዲሞምኒ፡፡ ውጽE ኣናበልኩ ካብ መገሻU Iሳቕ ሃብተማርያም ዝበሃል ብIሳቕ መርሓኖ ዝፍለጥ ሎሚ ብህይወቱ ኣብ Iትዮጵያ ኣዲስ Aበባ ኣሎ፡ ደድሕሪ Eታ ተወኪላ ንዓደን ዝኸደት ኣካያዲት ኣካል ኤ.ና.ኤ ብገዛE ፍቓዱ ንዓደን ከይዱ ዝነበረ ኣብ ዓደን ሓበሬታታት ክEክብ ተረኺቡ 3 ብድፍIት መሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታት ተፈራሪሁ ዓደን ለቒቑ ክኸይድ ዝተገብረ Eዩ፡፡ ንዓደን መኸዲU!!ኣብቲ ግዜ Eቲ ቴድሮስ ገብረEግዚኣቢሄር (ብዓሊጋዝ) ዝዝከር ካብ ሜዳ ወጺUብIጣልያ ኣቢሉ ንሸወደን ክኸይድ Eንከሎ ምስ መተዓብይቱ ነበር ብዓል ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲቫካሮ) ተራኺቡ ኩነተት ሜዳን Eቲ ክፍኣታትን ስለ ዘEለሎም Iሳቕ ሃብተማርያም (መርሓኖ) ብድፍረት ኣነ ብገንዘበይ ዓደን ክኸይድ Eየ Iለ ዝተበገሰ Eዩ፡፡ Iሳቕ ኣብ ቦታ ኣኼባ Eናኣተወ ብዛEባ መገሻU ፍሉጥ ስለዝነበረ ኣነ ደድሕሪU Eትው Iለ፡፡ EዚOም ዓደን ተዛዊሮም መጺOም፡ ንስኻ ተስጎግካ ተመሊስካ Eሞ ኣብዚ ኣኼባ መን
ልIኹካ፡ መንከ ሰጎጉካ ንገር Iለ ጠለብክዎ፡ ምኹራት ኣካየድቲ መደብ ግን Eቲ ብUU ዝምስከር ምEንቲ ኩሉ ኣኼበኛ ከይስምE፡ ምስU ጸብጻብ ትወሃሃብ ሽማግለ ከነውጽ Iና Iሎም ንኸይዛረብ ድሕሪ ምሕታሞም፡፡ ካብ ሜዳ በጺሑ ዝተመልሰ፡ ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ክሪስትያን ሰባቴ ዝበሃል ጸብጻብክወሃበና ስለዝኾነ ብትEግስቲ ንጸበይ Iሎም ነታ ነጥበ ሕቶይ ቁማር Iሎሙዋ፡፡
christyan sabatieክሪስትያን ሳባቴክቡራትን ክቡራንን!Eዛ Eላል ኣብ ዝመጽE ጅምዓት ክንቅጽላ Iና Eሞ ክሳE ሽUUሰናይ ቅነ


ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ ጸገሞም ሓደ

 

Eቲ ኣብ ሕቖይ ማለት ብድሕረይ ዝዋፈር ዝነበረ ጸለመ መንቀሊUን ልኣኸUን ኣበይ ወይ መን ክርድኣኒ ዝኸኣለ፡ ምልኣኸይ ንEቲ መታዓብይትና ናይ ዓይኒ ምስክር ናይ ርኽክብ Iሳያስን- ሃብተስላሴ ምስ ልUል ኣስራተ ካሳ- ቀኘዝማች ፍሰሃ (ቀንዲ ኣዋፋሪ ልUል ኣስራተ ካሳ) ተስፋሚካኤል ጆርጆን ሓደ ሓደ መኮንናት Iትዮጵያ ኣብ ክፍሊ ጸጥታ ዝነበሩ ምዃነይ
ስለዝፈልጥ፡ Eታ Eንኮ Iሳያስ ክገብራ ዝኽEል ከጸልመኒ ካብ ህዝቢ ከነጽለኒ ከም ዝኾነት ምስ ግዜ ኣዋህሊለ ተረዲኤያ፡፡ read more


ኣስተምህሮ ትህብ ዝነበረት መጽሔት “ፊተውራሪ” ብክፍሊ ዜና ትመሓላለፍ ዝነበረት ኣብ ሳልሳይ ክፋል ጠጠው Iላ ጠጠው መበሊኣ ስለዝገረመንን ዘተሓሳሰበንን ዝስማE ዝነበረ ኸኣ ክፍሊ ዜና ተኣሲሮም ዝብል ወረ ስለ ዝነበረ ከምU Eውን ብዛEባ ስውE ሃብተስላሴ ገብረመድህን ናይ ሲ.ኣ.ኤይ. ኣባል ተባሂሉ ከም Eተኣስረን Eታ Eንኮ ከተጠራጥረኒ ዝኸኣለት፡ ወዮ ኣብ በይሩት ዝተገብረ ስምምE Eሞ ወልደሚካኤል ኣብርሃ ኸኣ Eቲ ስምምE ንግዜU ክንጥቀመሎም Eምበር ምስ በዓል መምህር Uስማን ሳልሕ ሳበ፡ ርጡብ ምትEምማን ከም ዘየልቦ ዝሓበረኒ ኣወሃሂደ Eቲ ክፍኣታት ናብኣቶም ኣላጊበዮ ስለዝነበርኩ ብዛEባ Iሳያስ ይኹን፡ ሽUU ንዓደን ዝመጸ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ተጠንቀቐሎም Iለ ኣየማኸርኩዎን፡፤ Read more


 

ሳልሳይን ሓድነታውን ኣኼባኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ ፓቪያ 1973 ኩልና ከም Eንዝክሮ ድሕሪ Eቲ ሕሱም ቅልውላው ገድሊ ኤርትራ ብሓለምቲ ራEስነት መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ዘተኣታተወፐ ኣብ ወይ ካብ መሬት ሱዳን ኬንካ ንEቲ ዝተዘርኤ ቅልውላው ክትምክቶ ብዙሕ Eድላት ስለዘይነበረ ኮይና ተሪፉ Eንኮ Eድል Eዚኣ Eውን ብሳላ ጻEሪ ነፍስሄር ወይዘሮ ህይወት፡ ካብ መሬት የመን (ዓደን) ተበጊስካ ንሆብብላ ማEበልን ቀይሕ ባሕሪ ገጢምካ ንሜዳ ኤርትራ ዝEተወሉ ዝነበረ Eዋን ብኸመይ ከም Eተሰግረ ንዝውለድ ዝነበረ ሰልፊ ናጽነት ኤርትራ ባይታ ዝኾኖ ብኸመይ ከም ዝዓመረ ተመኩሮ ክጠቅም ስለዝኽEል ንኽቃለስ ዝብል ደው ዘብሎ ከም ዘየሎ ኸኣ ይምህር Eሞ ሓደራ! ሓደራ! ኣድህቦ፡ read more

 

Eቲ ኣኼባ Eሙር ንክኸውን!!
ብወገኑ ቦታ ክደልይ ንሕና Eውን ብወገንና ክንደልይ ግን ከም ሓደስቲ ቀወምቲ ተሓባባርቲ ኽንረክብ ጸገም ከይረኽበና ምስ ሓበርናዮ፡ ትጉህ ሮቤርቶ ነግሪን፡ ንሕና ከም ትካል ምንቅስቓስ ንደሞክራሲነት ኣብ ኣፍሪቃ ብመንግስቲ ይኹን ብህልዋን ማሕበራት ፖለቲካ Iጣልያንን ማሕበራት ተማሃሮ ጣልያንን ተቐባልነት ስለዘሎና ብውሕስነትና ናይ ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ማሕበራት ኣኼባ ክንጽውE ቦታ ክፍቀደና ስለዝኽEል ናበይ ይሓይሽ ናበይ ይጥEም ኣለሊና ክሕብረኩም Eየ Iሉ ምስ Eውት ተስፋ ተሰናቢቱና፡፡ ንሱ ነቲ ናብ ምሳና ቆጸራ ገይሩ ስለዝነበረ ዝኾ ፓዶቫ PADOVA ገዲፉ፡ ናብ Eቲ ብድሕሬና ተቛጺሩዎ ዝነበረ ከተማ ኸደ፡፡ ንሕና ኸኣ ቁጠባ ኩሉ ግዜ ተራ ስለዘለዎ Eሞ Eተን ወልደሚካኤል ኣብርሃ ካብ ጀርመን ሒዙወን ዝመጻ ማርክ ከይውድኣና፡ ኣነ ንሮማ ተመሊሰ ክጸንሖ ንሱ ኸኣ ንEግረ መንገዱ ኣብ ሚላኖ ክረኽቦም ዝኽEል ኤርትራውያን ተራኺቡ ተላዚቡ ንሮማ ክምለሰኒ ተሰማሚEና ተሰናበትና፡፡ read more

 

ዘመሓላልፎ ዘሎኹ ሓበሬታ ተዋህልልዎ ክተህልው ተስፋ Eናገበርኩ፡ Eዚ ኣብ Eተፈላለየ ቦታታት ማለት ኣብ ኤርትራን፣ ኤውሮጳ፣ Iጣልያን ንምEራይ ብኣጠቓላሊ ምሉE ሰውራ ኤርትራ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ብሓልኽቲ፡ ሓቂ ኣEኒኻ ምግባት ብስውር ዝፍተል ዝነበረ ቶንኮላት ኣኣብ ቦታU ዘጋጠሞ Eንተተመዛዚኑ ብሓደ ስውር መርዚ ይብዳህ ምንባሩ ብቓልE ክበርሃልኩም ከም ዝኽEል ተኣማሚነ፡ በብዘመሓላልፎሓበሬታ ዘንበብኩሙዎ ምልስ Iልኩም ምስ Eቲ ተባE ናይ መትከል ብጻየይ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ዝህቦ ዘሎ ረታI ሓቂ ታሪኽ ደጋጊምኩም ክትሰምUዎንክትመራመሩሉን ሓደራይ ኤቐድም፡፡ read more


ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተጸገሞም ሓደ ሙቛም ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ. (ኣዔርይ- ስመር -ተዓወት) Eዚ ምንቅስቓስ Eዚ ኣብ ወጻI ማለት ብኣይ ኣብ ሚላኖ Iጣልያ ይቑም ድኣ Eምበር ምስ ኣብ ዝተራEየ ልክE ማንታ ናይ Eቲ መንካE ዝበልዎ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ Eዩ፡፡ ከመይሲ!
ሰውራ ኤርትራ ካብ ድሕሪ ምጽናት ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ሓራካ ማሕበር ሸውዓተ፡ ኣብ Iድ ውሱናት ጠላማት Eናተቖረነ ንሃገራውን ህዝባውን ረብሓ ስሒቱ ናብ ውልቀ ረብሓOም ተጎቲቱ ይኸይድ ስለዝነበረ ክልተ ግዜ ብ1963 -ብ19767 ካብ ኣፍደገ ማEጾ ናጽነት ንድሕሪት ተመሊሱ ንውፍያት ሃገር ኣብ ነንሕድሕዶም ስለ ዘፋለስ፡ ዝምከት ዝነበረ ባEዳዊ መግዛEቲ ትንፋስ ረኺቡን ዳግማይን ሳልሳይን ስርርዓት ገይሩ ጥራሕ ዘይኮነ ስውር ኣEዳው ኣብቲ ሰውራኣEትዩ Eዩ፡፡ read more



ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ ጸገሞም ሓደከምታ ናይ መትከል ብጻየይ ተስፋይ ተምነዎ ዝሓበሮ ማለት ኣብ ሜዳ ኤርትራ ብጠላማት መሪሕነታት ዝተዃቶኽ ዝነበረ ናይ ውፉያት ሃገር ደቂ ሓንቲ ማህጸን ምቅትታል ሰብ ሳEቤን ንEቶም መንካE ዝጸውEዎ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ምዃኑ ዘጸልሙሉ ዝጠቕሩሉ ዝነበሩ ወኻርOም መንጹጹላያቶም ኣብ ወጻI ሃገራት ከኣ፡ ኣብቲ ዝተጸወዔ ኣኼባ፡ ንEቲ ብEሽነት ወታሃደራዊ ስርዓት Iትዮጵያ ደርግ ዝፍጸም ዝነበረ ግፍEታት መንቀልቱን ለኣኽቱን ንሕና Eቶም ኣብ ጽረ ተጻረ ንጻረ ዘትከልና ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ readmore


6-01-2013 ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ ጸገሞም ሓደ

መገሻ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሮማ ንሃርጓም ስሱE ሓኸላ ከም ዝውሰኽ ንገሮ፡ መኣድኻ ንኽትከላኸሎ ከም ዝበሃል፡ Eቲ ለመም Eናበለ ዝፈሓር ዝነበረ ቶንኮል ግበታ ስርርE ምህሮ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ሶቬት ሕብረት ስርርE ምኽሪ ሃይለ መንቀርዮስ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ንምቁጽጻር ኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ንኸይEወት መግትI ንሱ ዝጎርሕ ኣነኸ Eንታይ ኤሰርሕ፡ መለክI ንምጥቃም ኣብቲ Eዋን Eቲ ብዓሻ ዓላው ስርዓት ሃይለስላሴ ዝተኣታተወ ቅልውላው ንምEናው ዘበገስናዮ ምንቅቓስ ኣ.ስ.ተ ባይታ ስለዝፈጠረሎም ኣብቲ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ርEሰ ከተማ Iጣልያ- ሮማ ዝተመደበ ንምክፋልን ንቀራረበሉ ዝነበርና ኣብቲ ናይ ምሉE Iጣልያ ሰልፊ ከምቲ ኣብ ኣኼባ ሚላኖ ዝጠቀሩና ኣብU Eውን Eንተጠቀሩና ንምቕጻል ምንቅስቓስ ዓጋቲ ጥራሕ ዘይኮነ ብብሃታሃታ ዝተኣኻኸበ ህዝቢ ገይሮም ከጥቅUና ከም ዝኽEሉ ስለ ዝገመትኩ፡ read more


ዕላል ሰንበት ክሳዕ ካብ ተዋስኦ ሸፋቱ ህግደፍ ንሰናበት ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-ኢጣልያ
03-01-2013
ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካዕ) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ ጸገሞም ሓደ ሳላ ወፈያ ህዝቢ ዝተኣከበ ዘይተኣደነ ሃብቲ ምንጽጹላያት መሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታት ተኾልኪሎሙዎ ዝኸዱ ዝነበሩ ውዲት፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ንእቶም ዝጥቀሙሎም ዝነበሩ ወኻሩ ኢጣልያ ከም ፈተውትን ሓለይትን ተመሲሎም ኣብ ነንሕድሕዶም ከምዘይተኣማመኑ ሕሹኽሹኻት ብምትእትታው ከም ዝነጻጸሉ ገይሮሙዎም፡፡
እቲ ዘተኣታተውዎ ምፍሕፋሕ ከኣ ጥራጥ ብዘይካ ጣጥ ካልእ ነይብሉ ፍላጥ ከምዝበሃል ኣብ ሞንጎኦም ኣውራጃዊ ትሕዝቶ ምትህምማይ ኣተኣታቲዎም ነቲ ቀደም ከም ሓደ ስድራ ሓደ ናብራ ኮይኖም ዝጎዓዝዎ ዝነበሩ ከም ዝልሕልሕ ገይሮሙዎ፡፡ ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ቦሎኛ፡ ነሓሰ 1975 ዓሻ ደርጊ ብዘተኣታተዎ ቅልውላው ዝተፈጥረ ኤርትራውነት ኣብቲ ዓመታዊ ኣኼባ ክትቆጽሮም ዝሕርብት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ክዓስሉ ተራእዩ፡ እምበር ኣብተን ዝሓለፋ ናይ ፓቪያ 1973 ናይ መፈለም ቦሎኛ 1974 ሚእቲ ሰብ ዝኾኑ እውን ኣይመጹን፡፡ [read more]