-->

Dr Eyob Ghebre-leul, (Geologist)


ህ ግንባርን ጀብሃን፣ ብዘይካ ናይ ስልጣን ቁርቊስ ናይ ስነ ሓሳብ ፍልልይ ኣይነበረንን። ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ከዳዓት መሪሕነት ናይ ክልቲኡ ውድባት ክንደይ ንጹሕ ተጋደላይ ጸኒቱ።
ዶ/ር ኢዮብ ገ/ልኡል

 

Dr Eyob Ghebre-leul was educated in the USSR. Between 1975 and 1978 he was working in various departments. In mid 1978 he was accused of regio nalism as cover up and sent to Halaw Sewra in mid -1978 and executed in 1980 at Arag .  

  • The Main EPLF prison's center was located at Faha, Belekat and Gerger from 1974 to 1978. [[Interview with Tesfay Temnewo [Part 23]]]
  • The Main EPLF prison's center was located at Arag from 1979 to 1981.
  • After Teclay Aden defected to Ethiopia in 1980, the centre of Halewa Sewra was located at Gea'et and Ietaro this was from 1981 to 1982.
  • From 1982 until the liberation 1991 it was located at Hishkib where Solomon W/Mariam was executed

The central prison of the EPLF had 7 units. For example All political prisoners like Menka and Yemine were imprisoned in no 3.

 

Chefena Hailemariam

ብሂወቱ (ኮምሽነር ናይ ቦጦሎኒ 5 ናይ ኢንታሂም ዓፋ) እንከሎ ኽሪኦ ዕደል ረኺበ ነይረ። ኣብቲ እዋን ጀምሚሮም ህግ "ደቡብ" ኣብ ዝሎዎ፣ ካብ ዝነበሩ እቶም charismatic (ሰብ ግርማ) መራሕቲ ንዶክተር ኢዮብን፣ ንወልደኪኤል ሃይልን ካብ 44 መዓት ክሳብ ሕጂ ኩሉ ሻዕ ካብ ዝኽረይ ኣይጠፉን ኢዮም ። ኣብቲ ሰዓት ነዞም ሰባት እዚኣቶም ንኽትሪኦም ዕድላ ምርካብ ማለት፣ ምዚ ናይዞ ደቅና celebrities ምስ ረኣዩ ዝረኽቡዎ ዕግባት የመሳስሎ ኣነ።

Amanuel Hidrat

I know Dr Eyob very well. We were working to the same ministry in Addis. Though, I was active in the Eritrean student movement, he is the one who recruited me in 1972 to Hizbawi Hailetat. He escaped and joined the front in Sept 1972 after he heard that his office was tagged “tashigowal” for security purpose. It was a sad day for me for a colleague who contributed a lot in the struggle of urban cities. He was the editor of “tihisha” with Temesgen Haile who gave the ultimate sacrifice in Addis on the same year. When I heard the killing of Dr Eyob by the cruel organization, this what I said: An organization that kills its educated class in its rank and files, will never be for the Eritrean people.

Abede Tesfay

ዶክተር ምባል ሕጂ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፡እዚ ምሁር እዚ ንከጠፍእ ዓቢ ግደ ዝነበሮ እዚ ሕጂ ጀነራል እናበልኩም ትዛረብሉ ዘለኹም እዩ፡ንሱ እዩ ከብኪቡ ንሓለዋ ሰውራ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ዝነበረ ዝደቕደቖ፡እቲ ምኽንያት ዶክተር ኢዮብ ብዘበን ቦጦሎኒታት ኮምሽነር ቦጦሎኒ 5 እዩ ነይሩ፡እታ ቦጦሎኒ ንከባቢ ዓዲ ዃላ ኣብ ዝተንቀሳቐሰትሉ ግዜ ምስ ካድረታት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክትዕ ይግበር ነይሩ እዩ፡ዶክተር እዮብ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ስነ ሓሳብ ፍልልይ የብልናን፡ምኽንያቱ ንሕና ብሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሰውራ ናብ ማሕበርነት ምስግጋር ይካኣል እዩ ኢልና ንኣምን፡ጀብሃ ድማ ብዘይ ርእሰማላዊ ኣገባብ ምዕባሌ ናብ ማሕበርነት ምስግጋር ይከኣል እዩ ኢሎም ካብ ዛኣምኑ፡እቲ ዕላማ ኩሉ ንማሕበርነት እዩ ስለዚ ናይ ስነ ሕሳብ ፍልልይ የብልናን ብምባሉ እዚ ሕጂ ጀነራል ትብልዎ ናይ ጀነራል ክዳን ከዲንኩም ትዛረቡሉ ዘለኹም፡ከብኪቡ ንሓለዋ ሰውራ ኣእትዩ ከም ዝጠፍእ ዝገበረ ምዃኑ ክፍለጥ ይግባእ፡ ሽዑ ግዜ ከምቲ ናይ ዶክተር ኢዮብ ርእይቶ ዝነበሮም መራሕ ሓይሊ ሰመረ ሃብተ ፡ኮምሽነር ጋንታ ኣኽሊሉ ዝተባህለ ክልቲኦም ሃዲሞም ናብ ጀብሃ ኣትዮም፡ሰመረ ኣብ ጀርመን ብሂወት ኣሎ፡ኣኽሊሉ ግን ደሃዩ የብለይን፡ስለዚ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ናይ ግፉዓት ከተምጹኡ ከለኹም ብጣዕሚ ምረት ይስማዓኒ፡ነቶም ኣብ ገበን ዝዋዓሉ ክትምጉሱ፡ነቶም ግዳያት ክትቁርቆሩ ስለ ዘይትፈልጡ ኢኹም እሞ ዶክተር ኢዮብ ግዳይ መሪሕነት ናይታ ሕብእቲ ዝነበረት ሰልፊ ፡ሓለፍታ ብዓልዚ ጀነራልኩም እዮም።ብዙሕ እናፈለጥና ኣስቂጥና ኣለና ዋዕዋዕ ናይቶም ዘይፈልጡ ምእንቲ ከይፍጠር፡ ሕጂ ናብ ኣበድ ተስፋይን ረድኢ መሓርን ክትስልበጡ ጀሚርኩም ክባሃል ዝውዕል ዘሎ ንሰምዖ ኣለና፡ሓደ ፍረጽባሕ ዝባሃል ዮናስ ብዛዕባና ዝበሎ ብቪጅዋል ኣብ ኢድና ኣሎ፡ኣነ ግን ብዙሕ እናፈለጥኩ ትም ዝበልኩ ሰብ እየ፡ስለዚ ልቢ ግበሩ፡ብዙሕ ዝተቐብረ ጉድ ወጺኡ ከየናውጸኩም፡ስለዚ ዶክተር እዮብ ብሕዋቱ ዝጠፋአ ቅኑዕ ኣበር ዘይነበሮ ምሁር እዩ ነይሩ፡ገነት ይሃቦ ፈጣሪ።

 

 

  ehrea
 

                      ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com