ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ይቅጽል ኣሎ፡፡
12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም!!
ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 03 መስከረም 2010 ብሰላም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ ካብዞም ሎሚ ዕለት ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም 7ተ ወተሃደራት ናይ ስርዓት ህግደፍ ዝነበሩ ክኾኑ ከለዉ 3ተ ደቲ-ኣንስትዮ ይርከብኦም፡፡
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ሰንጠረጅ ንመልከት፡-
ተ.ቁ ዝኣተዉሉ ዕለት ብዝሒ ዝኣተዉ
1. 03/08/2010 6
2. 05/08/2010 8
3. 08/08/2010 8
4. 12/08/2010 37
5. 17/08/2010 33
6. 19/08/2010 36
7. 24/08/2010 18
8. 26/08/2010 15
ጠቅላላ ድምር ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዝኣተዉ ………………….161
ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝኣተውሉ ሰዓት፡ ምምሕዳር ቤ/ጽሕፈት ጉዳይ ሰደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ፡ ድሙቕ ኣቀባብላን ቀዳማይ ረዲኤትን ድሕሪ ምሃብ፡ ናብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብሉ መዕረፊ ቦታ ኣፋንይዎም፡፡
ክሳብ ሎሚ ዕለት፡ ካብ ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዝኣተዉ ደሚርካ፡ ቁጽሮም 1637 በጺሑ ይርከብ፡፡
ምስሊ ናይቶም ሎሚ ዝኣተዉ ብኸፊል!!
Comments
Aug 26, 2010, COLOMBO (Reuters) - A Saudi couple tortured their Sri Lankan maid after she complained of a too heavy workload by hammering 24 nails into her hands, legs and forehead, officials said on Thursday.
Nearly 2 million Sri Lankans sought employment overseas last year and around 1.4 million, mostly maids, were employed in the Middle East ...
To read more google the news,
Oh! May God save us from hypocrites
ዓረባውያን : ንነዊሕ ግዜ ኣንጻር ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ረብሓ ኣለዎም :: ነዚ ድማ ንኤርትራውያንን ሶማልያውን ከም መሳርሒ ይጥቀሙሎም :: ንሕና ኣንጻር ሓብትናን ሓውናን ህዝቢ ኢትዮጵያ ጽልኢ የብልናን :: ዓረብ ኢና ዝብሉ : መሳርሒ ክኾኑ ዝመርጾ : ባሮት ናይ ኣዕራብ እዮም ::
ብገንዘብ ድኻታትን ዕሩቓትን ህዝቢ ክንከውን ንኽእል ኢና : እንተኾነ ግና ብእምነትና ቋንቋታትናን ታሪኽናን ኩሩ ዓት ህዝቢ ኢና :: ኣዕራብ ከም ኣኽላብ ኣብ ዝባልዕሉ ዘመን : ንሕና ሃይማኖት ኔርና ::
ኢትዮጵያ ገዛኹም እያ :: ኢትዮጵያውያን ድማ ኣኽበርቲ ጋሻን ትሑታትን እዮም ::
The Arabs have a long term interest against Ethiopia and they want to accomplish this through poor Eritreans or the Somalis. Eritreans should be well aware of the evil interest of the Arabs against our Ethiopian brothers and sisters. Only the retards become Arab slaves voluntarily.
We may be poor without oil but we and the Ethiopians are very proud people. We had religion centuries ago while the Arabs were eating each other like dogs. We have survived for many centuries hanging on the mountains fending against the barking Jihadists. Ethiopia is your home and Ethiopians are very kind and respectful people.
RSS feed for comments to this post.