Links
Asena
Asmarino
Alnahda
Alenalki
Adoulis
Baden Kunama
Democrasia
Dekebat
Eri Planet
Farajat
Jeberti
Mai Habar
Maitemenay
Mekaleh Eritrea
Meskerem
Nharenet
Self Democracy
Togoruba
Teshamo
|
ዶብ ክሰግሩ ዝፈተኑ ተረሺኖም
ብዕለት
9/12/2008 ሓሙሽተ ሰባት ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ብተመልከተለይ ተረሺኖም።
እዞም ግዳያት፡ ካብቲ ካብ ዕለት
ናብ ዕለት መነባብሮ እናሓሰመ፡ ንምንባራ ኣሸጋሪት እናኾነት
ትመጽእ ዘላ ኤርትራ ናብ ሱዳን ክወጹ ክፍትኑ
እንከለዉ፡ ዝተታሕዙ ክኾኑ ከምዝኽእሉ
ምንጭታትና ሓቢሮም።
ኩነታት ስድራቤቶም
ኣብ ግምት ኣእቲኻ፡ ኣስማቶም ምግላጽ ኣስካፊ እኩዋ እንተኾነ፡
እቲ ህሉው ኩነታት ሃገርና ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ ካብ ዝብል ኣረኣእያ፡ መርበብ ሓበሬታ
ኤርትረያ
ዎች፡ ክትገልጾ ትግደድ። ንሳቶም ድማ፡
-
ኣባል 22 ዙርያ ህይወት ይሕደጎ ዕድመ 18
-
ኣባል 22 ዙርያ ትምኒት ዘርኣይ ዕድመ 19
-
ኣባል 19 ዙርያ ዮናስ መንግስተኣብ ዕድመ 26
-
ኣባል 19 ዙርያ ተመስገን ኣርኣያ ዕድመ 24
-
ተቐማጣይ ግርማይካ ኣቶ መሓመድ ሓሰን ዕድመ 45
እዞም
ግዳያት ናይዚ ኣረሜናዊ ተግባር ዝኾኑ ዜጋታት፡ ኣብ ዶብ ኤርትራ
ከባቢ ግርማይካ (ክራእየት ኣብ ዝተባህለ
ቦታ) እዮም ብኣባላት ስለያ ዞባ ስርሒት 1
ተታሒዞም።
ኣርባዕተ ሰዓታት ድሕሪ ምትሓዞም ድማ ተረሺኖም።
ነዚ ኣነዋሪ ተግባራት ክፍጸም ከሎ ዝረኣዩ ገለ ኣባላት ስለያ ዞባ ስርሒት 1፤
ተቓውሞኦም ገሊጾም። በዚ ዝረለዕለ ዘይምርድዳእ ድማ ናብ ክልተ
ወገን ብምግምማዕ
ኣብ ነሓድሕዶም ኣብ ተኹሲ ምልውዋጥ ኣትዮም። ኣብቲ ፍጻመ 3 ወተሃደራት
ካብ
ክልቲኦም ወገናት ሞይቶም።
<back next>
|
|
view documentaries from
EWHRD productions and
other sources. |
|
Comedy and short movies
central. |
|
View constantly upgraded
local video clips |
State TV journalist secretly sentenced in
2006to five years of
forced labour
Daniel Kibrom, a journalist employed
by Eritrea’s state-owned Eri TV,
has been held since October 2006 in a prison camp in the south of the country, where he is serving a sentence of five years of forced labour for trying to cross the border into Ethiopia, Reporters Without Borders has learned from a former prison interrogator who fled the country a year ago. |