Gabra-Egziabher Gila Maryam


BILATA G.BIHIER GUILAY (Baal Tsaeda Kiristiyan) The First Eritrean Journalist

compiled by Resoum Kidane

Gabra-Egziabher Gila Maryam was one of those a schola from the first generation who started the first Amharic newspaper in Addis Ababa by Gabra-Egziabher Gila Maryam an Eritrean who came to live in Addis Ababa in 1897. The newspaper had 15 copies, and it was written by hand as there was no printing press there source p.75

ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ዝደረስዎም መጻሕፍቲ ተበለጽቲ ከም እተበለጹሎም ርኡይ ኪኸውን ከሎ፤ ብፍላይ (አእምሮ) እተባህለ ቀዳማይ ጋዜጣ ኢትዮጵያ መስሪቶም ብኢዶም እናጻሐፉ ኣብ ቀጽሪ ቤት መንግስቲ ሃጸይ ሚሊክ ይዝርግሑ ነበሩ። ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ዝደረስዎም መጻሕፍቲ ተበለጽቲ ከም እተበለጹሎም ርኡይ ኪኸውን ከሎ፤ ብፍላይ (አእምሮ) 
እተባህለ ቀዳማይ ጋዜጣ ኢትዮጵያ መስሪቶም ብኢዶም እናጻሐፉ ኣብ ቀጽሪ ቤት መንግስቲ ሃጸይ ሚሊክ ይዝርግሑ ነበሩ። እንተኾነ ግን ብቕንእን ካልእ ሻርነትን እተላዕሉ ጸላእቲ ከበብዎም። ሐንሳእ ሃይማኖት ዘይብሎም ኮተሊኽ ኢዩ። ሐንሳእ ከአ ከም ጸረ መንግስቲ ኢትዮጵያ እናአቕረቡ ከምርርዎም ስለ ዝጀመሩ፡ ዝርድኦም ሰብ እናወሓደ ከደ በብቕሩብ ከአ ስደት እናኸበዶም ብስጭት ከኣ እናገዘኦም ከደ`ሞ እቲ ዝዘርእዎ ዝነበሩ ፍርያም ዘርኢ ኣብ ከውሒ ከም እተዘርኤ እናበነነ ኣሳቐዮም። ብላታ ገብረእግዚአብሔር ሓያሎ መጻሕፍቲ ዝደረሱ ደራስን ጋዜተጤኛን ከም ዝነበሩ`ውን ብድሕሪኦም እተረቡ ጽሑፍቶምን ድርሰታቶምን ይምስክሩሎም።

courtesy Raesi Woldemichael Solomon facebook

ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ብ1888 ብ1889ዓ.ም. ሓደ ጋዜጣ ኣስመራ እተባህለ ጋዜጣ ፈጢሮም፡ ብኢዶም እናጻሓፉ ይዝርግሑ ነበሩ። ጋዜጣ ኣስመራ ከኣ እቲ ቀዳማይ ብቋንቋ ሃገር፡ ብወዲ ሃገር እናተጻሕፈ እተዘርግሔ ጋዜጣ ኢዩ።

ብላታ ገብረ እግዜአብሔር ኣብ ክንዲ ስሞም ዘዘውትሩዎም ናይ ብርዒ ስም እውን ነይሮዎም ኣብ`ቲ ጽሑፋቶም ከኣ ብላታ ገብረእግዜአብሔር ጊላይ መፍቀሬ ሃገሩ ሓማሴናይ እናበሉ ይፍርሙ ነበሩ።

ካፒታኖ ሙዘትቲ ንዓድዋ ከይዱ ኪፍጽሞ እተመዘዞ ዕዮ ፈጺሙ ንኣስመራ ተመሊሱ ጸብጻብ መገሽኡ ከቕርብ ከሎ ገብረእዚአብሔር ኣብ ዓድዋ ኪፍጽሞ እተዋሃበ ስራሕ ኣይፈጸመን። እብ ቃሕ ዝበሎ እናኸደ ምስ ሰበስልታን ኢትዮጵያ ከም ልቡ ይዘራረብ ነይሩ። እዚ ጥራይ ከይአክል ከኣ ምስ ቤተ ክህነትን ዘይእሙናት ዓበይቲ ሰባትን ኣብ ጸልማት ኮይኑ ኪዝትን ኪእንገድን ከአንግድን ይርኤ ነይሩ ብማለት ኣቕሪበ።

ካብ`ዚ ዕለት`ዚ ጀሚሩ ጣልያን ኣብ ልዕሊ ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ጊላይ ጠርጠራ ኣሕደረ። ሰለይትን ወቀርትን እናሰዓቡዎም ከለዉ ገብረእግዜኣብሔር ምስ በዓል መን ከም ዝኾኑ፡ ከም ከመይ ዝበለ ፖሎቲካዊ ኣረአእያ ከም ዘሎዎ ይፈለጥ ዚብል ስቱር መምርሒ ተመሓላለፈ።

በዚ ከም`ዚ ዝበለ ምኽንያት ከኣ ንመእሰሪ ዝኽውን ምኽንያት ግዛእቲ ኢጣልያ ኣቐርቡ።

1.ኣብ ውግእ ዓድዋ ኣስተርጋሚ ኮይኑ ምስ ወዓለ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ብምስጢ ተራኺቡ ሰነዳት ስለ ዘመሓላለፈ።
2.ምስ ፈታውራሪ ኣባታቦር ፍሉጥ ናይ ሓጸይ ምነሊክ ዓቀይታይ ብምስጢር ስለ ተራኽበ ኢሎም ኣመሓላለፉ

ንወዲ ጊላይ ናብ ናዅራ ወስዶም ኣሰሩዎም። በቲ ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደሴት ናኵራ ዝአተወሉ ጊዜ ካብ ሰለስተ ሚእቲ ዝበዝሑ እሱራት ፖሎቲካ ከም ዝነበሩ እቶም ንሕና ዘርከብናሎም በቲ ጊዜ`ቲ ብህይወት ዝነበሩ ኤርትራውያን ዘረጋግጽዎ ሓቂ ኢዩ። ብዙሓት ካብ`ዞም እሱራት እዚኣቶም ብሕማምን ጥሜት ካልእ ስቓይን ኣብ`ቲ ቤት ማእሰርቲ ሞይቶም ዝተረፉ ክህልዉ ከለዉ፤ ካልኦት ብዙሓት ከኣ ብጥበብ ብዓል ብላታ ገብረእግዚአብሔር ወዲ ጊላይን ዕስማን ቡሪን ደግያት ማሕራይን ምስ ብጾቶምን ካብ ማእሰርቲ ናዅራ ሰቢሮም ዝወጽኡ ነበሩ።

ዝኾነ ኮይኑ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ጊላይ ምስ መብዛሕትኦም እቶም እሱራት ናኹራ ምስ ወጽኡ ድሕሪ ክንደይ ድኻምን ጽምእን ደንከል ሰንጢቆም ዓድዋ አትዮም ምስቶም ሽዑ አማሐዳሪ ዝነበሩ ራእሲ መኮነን እተባህሉ አቦ ሃጽይ ሃይለስላሴ ተራኺቦም ተላለዩ፡ ብዝነበሮም ፍልጠትን ብልሕን ከአ ብራእሲ መኮነን ተፈታዊ ኮይኖም ተረኸቡ። ቀጺሎም ካኣ ምስ ራእሲ መኮነን ሐቢሮም ንሽዋ ማለት ንአዲስ አበባ ከዱ። ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ዝደረስዎም መጻሕፍቲ ተበለጽቲ ከም እተበለጹሎም ርኡይ ኪኸውን ከሎ፤ ብፍላይ (አእምሮ) እተባህለ ቀዳማይ ጋዜጣ ኢትዮጵያ መስሪቶም ብኢዶም እናጻሐፉ ኣብ ቀጽሪ ቤት መንግስቲ ሃጸይ ሚሊክ ይዝርግሑ ነበሩ።

እንተኾነ ግን ብቕንእን ካልእ ሻርነትን እተላዕሉ ጸላእቲ ከበብዎም። ሐንሳእ ሃይማኖት ዘይብሎም ኮተሊኽ ኢዩ። ሐንሳእ ከአ ከም ጸረ መንግስቲ ኢትዮጵያ እናአቕረቡ ከምርርዎም ስለ ዝጀመሩ፡ ዝርድኦም ሰብ እናወሓደ ከደ በብቕሩብ ከአ ስደት እናኸበዶም ብስጭት ከኣ እናገዘኦም ከደ`ሞ እቲ ዝዘርእዎ ዝነበሩ ፍርያም ዘርኢ ኣብ ከውሒ ከም እተዘርኤ እናበነነ ኣሳቐዮም።

ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ምስ ዓረፉ፤ ድሕሪ ነዊሕ እዋን መርድእ ሞቶም ኣብ ዓዶም ጻዕዳ-ክርስትያን በጽሔ እሞ ካልኣይ ቀብሪ ተጌሩ መጐበር ኣብ ጐልጐል ወሪዱ ህዝቢ ምስ ተኣከበ ሓደ ኣልቃሳይ፤
ወዲ ጊላይ ወዲ መርከብ ዓባይ
ወዲ ጊላይ ወዲ መርከብ ዓባይ
ወዲ ገብረክርስቶስ ወዲ መርከብ ዓባይ
ወዲ ተሽም ወዲ መርከብ ዓባይ
ጅነራል ዝፈረዶም ናባኻ ይብሉ ይግናይ
ኮሎኔል ዝፈረዶም ናባኻ ይብሉ ይግባይ
ኵሉ ድኣ ይውዕሎ ባይቶ ኣደባባይ እቲ
ገሊኡ ኣብ ጭላጦ ምጽባይ
እቲ ገሊኡ ኣብ ቁርሲ ምጽባይ
ወዲ ጠፈኡኩም ደቈትሽም ህዝባይ
ይኣኸለኒ ድኣ ወዲኤ ዘረባይ።

ኢሉ ኣልቀሰሎም። እቲ ኣልቃሳይ ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ጸላእ መንግስቲ ኢጣልያ ምዃኖም እናፈለጠ፤ ኣብ ጥሕቲ መግዛእታዊ እናነበረ ከሎ ብድፍረት ስለ ዘልቀ ሰሎም ከኣ ህዝቢ ብትብዓቱ ኣመስገኖ ይብሃል።

ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ጻዕዳ ክርስትያን

ሒደት
Mewael Mehansho
Yesterday at 03:44 · 2018

ብዛዕባ ቀዳማይ ጋዜጤኛ ኤርትራን፡ ወሃብ ቃል መንግስቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ)ን ዝነበረ ብላታ ገብረግዛብሔር ጉላይ (ዘ-ጻዕዳ ክርስትያን)
ትፈልጡዶ ንመጀመርታ ግዜ ብ1888ዓ.ም ጋዜጣ ኣብ ኣስመራ ዝጀመሩ ከምኡዉን ብ1901ዓ.ም ንመጀምርያ ግዜ (ኣእምሮ) ዝተባህለ ግዜጣ ኣብ ኣቢሲንያ/ኢትዮጵያ ዝጀመሩ ኤርትራዊ ወድ ጻዕዳ ክርስትያን ብላታ ገብረእግዝያብሄር ጉላይ ከም ዝበሃሉ!!

ኣብ ሰራዊት ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን ከም ኣፈኛ (Spokesman) ብምዃን ንምምሕዳር ጎሚዳ ብተኣማንነት ዘገልገለ፡ ወዲ ጉላይ፡ ካፒታኖ ሙዘትቲ ንዓድዋ ከይዱ ኪፍጽሞ እተመዘዞ ዕዮ ፈጺሙ ንኣስመራ ተመሊሱ ጸብጻብ መገሽኡ ከቕርብ ከሎ ገብረእዚአብሔር ኣብ ዓድዋ ኪፍጽሞ እተዋሃበ ስራሕ ኣይፈጸመን። እብ ቃሕ ዝበሎ እናኸደ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከም ልቡ ይዘራረብ ነይሩ። እዚ ጥራይ ከይአክል ከኣ ምስ ቤተ ክህነትን ዘይእሙናት ዓበይቲ ሰባትን ኣብ ጸልማት ኮይኑ ኪዝትን ኪእንገድን ከአንግድን ይርኤ ነይሩ ብማለት ጸብጻቡ ኣቕሪበ።
ካብ`ዚ ዕለት`ዚ ጀሚሩ ጣልያን ኣብ ልዕሊ ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ጊላይ ጠርጠራ ኣሕደረ። ሰለይትን ወቀርትን ተመዲቦሙሎም ካኣ ገብረእግዜኣብሔር ምስ በዓል መን ከም ዝኸዱ፡ ከም ከመይ ዝበለ ፖሎቲካዊ ኣረአእያ ከም ዘሎዎ ይፈለጥ ዚብል ስቱር መምርሒ ተመሓላለፈ። እናበለ ብዙሕ ሓበሬታ ምስ ቀረበሎም ካኣ ንመእሰሪ ዝኽውን ምኽንያት ብዙሕ ጭብጥታት ቀረበሎም። 

ብላታ ገብረእግዚአብሔር ሓያሎ መጻሕፍቲ ዝደረሱ ደራስን ጋዜተጤኛን ከም ዝነበሩ`ውን ብድሕሪኦም እተረኽቡ ጽሑፎምን ድርሰታቶምን ይምስክሩሎም። ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ ብ1888 ብ1889ዓ.ም. ሓደ ጋዜጣ ኣስመራ እተባህለ ጋዜጣ ፈጢሮም፡ ብኢዶም እናጻሓፉ ይዝርግሑ ነበሩ። ጋዜጣ ኣስመራ እቲ ቀዳማይ ብቋንቋ ሃገር፡ ብወዲ ሃገር እናተጻሕፈ እተዘርግሔ ጋዜጣ ኢዩ።

ብላታ ገብረእግዝኣብሄር ጉላይ (ወዲ ጉላይ)

እቲ ቀዳማይ ኤርትራዊ ጋዜጤኛ ምዃኑ ንፈልጥ'ዶ?

ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ጉላይ (ጉላይ)፥ ኣብ ምምሕዳር መንግስቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ንልዕሊ 10 ዓመት ዘገልገለ እሙን ወተሃደር፡ ፈላስፋን በሊሕ ኣመሓዳርን ኢዩ ዝነበረ።

ኣብቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ምስ ራእሲ ባይሩ ገብረጻድቕ ኣብ ጸጸራት እንዳ ሚካኤል ቤተክርስትያን እተዛዘመ ደምሳሲ ኲናት ገጢሙ እተዓወተሉ፡ ወዲ ጉላይ ሓደ ገዚፍ ክፋል ሰራዊት መረብ ምላሽ መሪሑ እተሳተፈ ሓያል መራሕ ውግእ'ዩ ኔሩ።

ድሕሪ'ቲ ውግእ ወዲ ጉላይ፡ ንጸብጻብ እቲ ውግእ እተነጽር ጋዜጣ ብኢዱ ጽሒፉ ናብ መላእ መረብ ምላሽ ኣብ ርእሲ ምዝርግሑ፡ ቅዳሕ ናይታ ጋዜጣ እውን ብኣምሓርኛ ቶርጒሙ ናብ ኢትዮጵያ ናብ ሃጸይ ምኒሊክ ልኣኻ እሞ፡ ወዲ ጉላይ ኣብ መላእ መረብ ምላሽን ኣቢሲንያን ተቐባልነቱን የዕበየ።

ራእሲ ወልደሚካኤል እንተኾኑ እውን፡ ድሕሪ'ዚ ድንቂ ስራሕ ወዲ ጉላይ ወሃቢ ቃል መንግስቶም ክኸውን መዘዙዎ። በዚ ኻኣ ወዲ ጉላይ ኣእምሮ እትብል በቲ መሳጢ ጽባቐ ጽሕፈቱ እናተሰናደአት እትዳሎ ጋዜጣ ፈለመ።

ጎድኒ ጎድኒ እዚ ራእሲ፡ ወዲ ጉላይ ከንቲባ ጻዕዳ ክርስትያን ክኸውን እውን መዘዙዎ እሞ፡ ክሳብ ራእሲ ወልደሚካኤል ብጥልመት ሃጸይ ዮሃንስ ኣብ ትግራይ ተኣሲሩ ምምሕዳሩ ፋሕ ዝብል፡ ንህዝቢ መረብ ምላሽ ብእምነት ዘገልገለ ሓርበኛ ኢዩ።

ድሕሪ ማእሰርቲ ራእሲ ወልደሚካኤል፡ ኣሉላ ምድረ መረብ ምላሽ እናራሰየ ክዕንድረሉ ጸንሐ'ሞ፡ ጣልያን ምስ መጾ ካኣ ፈርጢጡ ናብ ዓዱ ከደ።

እንተኾነ ኣሉላ ምስ ከም ወዲ ጉላይ ዛኣመሰሉ ሓርበኛታት ፈላስፋታት ኣብ ክልሰ ሓሳብ ይሳነ ኣይነበረን። ጣልያን ናብ ኤርትራ ብዝኣተወ ካኣ፡ ወዲ ጉላይ ከም ኩሎም ኣባላት መሪሕነት መንግስቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ተታሒዙ ናብ ናኹራኡ ኣምረሐ።

ኣብ ናኹራ እውን እንተኾነ፡ ወዲ ጉላይ፡ ምስ ዓሊ ዑስማን ቡሪ (ሰባር ናኩራ ብምርድዳእ)፥ ካብ ደሴት ናኹራ ፈንጢስካ ንምውጻእ ንድፈ ሓሳብ ዘዳለወ ሊቕ'ዩ ዝነበረ።

ውጥን ወዲ ጉላይን ዓሊ ዑስማን ቡሪን ሰሚሩ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን እሱራት ፖለቲካ ካብ ደሴት ናኹራ ኣምሊጦም ድማ ናብ ኢትዮጵያ ሰገሩ እሞ፡ ወዲ ጉላይ ካኣ በታ ኣቐዲሙ ኣብ ኤርትራ እንከሎ ብዘዳልዋ ዝነበረ እሞ፡ ብቕዳሕ መልክዕ ካኣ ናብ ምኒሊክ ሰዲዱዋ ዝነበረት ጋዜጣ ኣእምሮ ድሮ ተላልዩዎም ነበረ።

በዚ ምኽንያት ካኣ ንጉስ ምኒሊክ ምስ ራእሲ ወልደሚካኤል እውን ኣብ ኣኽሱም ተራኸቡ እሞ፡ በቲ ብሃጸይ ዮሃንስ ዘጋጠሞም ዘሕዝን ጥልመት እምብዛ ጎሃዩ። እንተኾነ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣብ ሰራዊቶም ብንጥፈት ብኣማኻርነት ክሳተፉ የእመኑዎም።

ራእሲ ወልደሚካኤል ካኣ ንብላታ ገብረግዛብሔር ጉላይ (ወዲ ጉላይ)፥ ኢዱ ዝህብ ተመሲሉ ናብ ኤርትራ ክምለስ እሞ ኩነታት ጣልያን ካኣ ክስሊ ለኣኹዎ። ምስ ወዲ ጉላይ ካኣ ባሻይ ኣውዓሎም ሓረጎት ወዶም ንከንቲባ ኣውዓሎም ፍርዙን (ብግዜ ምምሕዳር ራእሲ ወልደሚካኤል ሰላይ ብምዃን ኣብ ምግልጋል ዝነበሩ) ሓቢሩ ክኸይድ ወሰኑ እሞ፡ክልቲኦም ደቂ መረብ ምላሽ ካኣ ናብ ኣስመራ ብምኻድ ኢዶም ሃቡ እሞ፡ ንሰራዊት ጣልያን ብመሰረት እቲ ምስ ራእሲ ወልደሚካኤልን ንጉስ ምኒሊክን እተሰማምዑሉ መሰረት ንሰራዊት ጣልያን ትኽ ኢሎም ናብ ማሕረዲ ሰራዊት ምኒሊክ ብምእታው ውግእ ዓድዋ ብዓወት ንኽዛዘም ኣኽኣሉ።

በዚ ኻኣ ተቐባልነይ ወዲ ጉላይ ኣብ ንጉስ ምኒሊክ ሰማይ በጽሐ እሞ፡ ነታ ኣብ ኤርትራ ዘዳልዋ ዝነበረት ጋዜጣ ኣኣምሮ ካኣ ኣብ ኢትዮጵያ እውን ቀጸላ። በዚ ኻኣ ወዲ ጉላይ እቲ ቀዳማይ ጋዜጤኛ ኣብ ኤርይራን ኢትዮጵያን ምዃኑ ብታሪኽ ይፍለጥ።

source facebook Raesi Woldemichael Solomon

Rezene Dermas
ብላታ ገብረእግዚኣብሄር ጊላይ ምስ ጥልያን ከለዉ ምስ ሃጼ ሚኒሊክ ናይ ጥልያን ሚስጥራት ዝሓዘሉ ደብዳቤታት ይጻሓሓፉ ነይሮም። ጥልያን ነዚ በጺሑዎ ኣብ ናኹራ ተኣሲሮም። ካብ ናኹራ ኣምሊጦም ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ሃጼ ሚኒሊክ ብ ዓብይ ክብሪ ተቐቢሎሞም። ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ናይ ጋዜጣ ምድላው ስራሕ ከም ዝቐጸሉዎ ይፍለጥ።
Eritrea Review
እዞም አቦ አብ ናኹራ ብጥልያን ተአሲሮም፤ ካብ ናኹራ ሞሊቆም ወጺኦም፤ አብ ቤተ መንግስቲ ሚኒሊክ አብ አዲስ አበባ ናይ መጀመርያ ጋዜጣ አብ ኢትዮጵያ አእምሮ ትብላ ጀሚሮም። ናይ ሚኒሊክውን አማኻሪ ኒሮም።ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ጥልያን ነጻ ንምግባር ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ አብ ውሽጢ ኤርትራውን መራሒ ኒሮም። አብ ሓደ እዋን መሬት ከባብ ኢያ ኢሎም ተሪር መርገጺ ሒዞም፤ አብ ሳይንስ ዝተሞርኮሰ ማለት ኢዩ። እዚ ምስ መጽሓፍ ቅዱስን እምነት ኦርቶዶክስን ስለዘይከይድ፤ እቲ ህዝቢውን አፍልጦ ስለዘይነበሮ ናይ አ እምሮ ሕማም ሓሚሞት ዝብል ነገር አጣቢቆሙሎም፡ ቀስ ብቀስ አብ መስተ ወዲቆም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ቀደም ዘምበብክዎ ኢዩ። ሰፊሕ ታሪኽ ዘለዎም ኢዪም። ብፍላይ አብ ኤርትራ ጥልያን ንምንታይን ከመይን አሲርዎም። ሓያል ምንቅስቃስ ጀሚሮም ኒሮም አንጻር ጥልያን አብ ውሽጢ ኤርትራ።

እዚኦም ከ ናትና ስውአት አይኮኑን ድዮም? 1991? 1883-1947?

The Escape from Nakura Prison

In the year 1899, there were around 119 prisoners in Nakura with 27 guards and two Italian commanders. In the
month of November 12 prisoners with six guards were sent to bring water from the nearby well, four of the
prisoners separated from the rest of the group, when they reached one isolated place they killed one of the guards
and took the weapon of the other one. Later they took the other guards' weapons and broke into the prison and
freed 107 Eritrean prisoners and took the prisoners, the captured six guards and one Italian commander to Bure.
One of the Eritrean men who orchestrated the escape fron Nakura was Ali Mohammed Osman Buri, and Afara by
ethnicity used to live along the coastal area before his imprisonment. After the break from the prison Osman Buri
was known as “ Sebar Nakura”, literally meaning the 'breaker of Nakura'. Others Eritrean notables who escaped
included

  1. Degyat Mahray
    Blata Gebregezabher Gilay of Tseazzga
  2. Degyat Abera Hailu
  3. Another legendary opposition movement leader was Degyat Abera Hailu, born in 1840 in Tseazegga from his
    father Kentiba Hailu. In 1891, realizing that the Italians were after them, Degyat Abera and his followers left their
    hometown and staged a guerrilla movement. Later the Italians became aware that he had abandoned his
    hometown and sent 100 soldiers headed by Captain Batini to capture Degayt Abera. In March 1892, Degyat Abera
    Hailu confronted the troops of captain Batinii and defeated them at the battle of Walta Medhanit where the captain
    was killed. The Italians retaliated by killing and looting the residents of the Degayt’s hometown. As the crimes
    continued, Degayt and his followers moved to Tigray to continue their opposition.
    Italian Colonization Page 2 of 4
    talian Colonization.mht 24/02/2010
    In 1896 Degayt Abera asked help from King Menelik of central Ethiopia and joined him in the battle of Adwa, were
    Italy was defeated by Menelik. Following this defeat, Italy signed an infamous treaty with King Menelik, in which
    the Shoan King agreed to deport Eritrean oppositions residing in Tigray. As a result, Degayt Abera was banned
    from engaging in any rebellious actions and was later was taken to Shoa, where he later died.
  • https://static.xx.fbcdn.net/rsrc.php/v3/y1/r/BOCzaD2rwOa.png?_nc_eui2=AeHoMXJhnc6bJTGtMEWN7LxY8GqxNeDo1kXwarE14OjWRX2GWreCgHKffaW4ksLIO04sgSgSdXN6gxFY_R-zZo4Q Michael Abatregh
    አዛ ጋዜጣ እዚአስ ሱቅ ኢልኩም ዲኹም ሐሊፍኩማ ወይ አንቢብኩማ ::
    እዛ ጋዜጣ ብ28 ሐምለ 1891 ብኢድ ዝተጻሕፈት ጋዜጣ እያ : እዚ ስእሊ ትርእይዎ ዘለኹም ኢጣልያዊ አማሐዳሪ ጎቨርኖ አሎሪ ምኻኑ እዩ ::ክሲ ፍርዲ መሬት አብ ሞንጎ ዓዲ ሙሳን እንዳ ገብረክርስቶስን ብዛዕባ መሬት " ሰምበል " እንዳ ገብረክርስቶስ ዝነበረ ::
    ክሲ መሬት እዩ ::
    ዓበይቲ ዓዲ ናይ ሸሞንተ እንዳ ገብረክርስቶስ ቀረቡ :ናብ ጎቨርናቶረ አሎሪ ::
    እንዳ ገብረክርስቶስ ድማ ጎይታና አሎሪ ንጉስ ዘምጽአሉ ይሰርዕ ከልቢ ዝሃብዎ ይበልዕ :: ሕጂ ድማ ከሳሲና አምጽኡልና ይብሉ ::
    ጌቭእርናቶረ አሎሪ :- ባዕለይ ክዎስዶ ደልየ እምበር ከሳሲ የብልኩምን ይብሎም ::እዚ ጎልጎል ሰምበል እዩ ::
    ዓበይቲ ዓዲ
    ሽማግሉታት ዝተመርጹ
    ከንቲባ ምልክየስ
    ወኪዱባ
    ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ጊላይ
    ጻዕዳ ክርድትይያን
    ከንቲባ ግብረሚካኤል ዑቅባይ ጎዳይፍ መረጹ
    ከምዚታት ዝአምሰለ ምጉታት ብዘበን ጥልያን ባዕዲ ነበረ ::
    ስልዚ እዛ ጋዜጣ እቲ ፍርዲ ወቂሳ እያ ኅተጻሕፈት
    ክልተ ሳዕ ዝፈርዱ ካብ ሰበይቲ ሐዎም ዝወልዱ ክርዳድ ሰብ እዮም ትብል ዘላ ::
    ነፃ ዓምዲ ጋዜጣ ሽዑ ብዘበን ጥልያንውን ነይሩዩ :: ሕጂ ናፃነት እትብልዎ ግን " ሕትም" 



  ehrea
 

                      ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com