ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ኣብ ኣስመራ ገዛ-ገዛ እናኳሕኵሐ ብዘካየዶ ዘመተ ማእሰርቲ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ ከምዘሎ ኣብ ኬንያ ዝመደበሩ ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ንናይ ኣስመራ ምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ።

እቲ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ ቀጻሊ ምህላዉ ‘ውን ኣገንዚቡ።

Source Assena 19/10/2009