<%@LANGUAGE="JAVASCRIPT" CODEPAGE="65001"%> Untitled Document ትልሚ፣ ን዗ርኢ ክርዲዴ
ሳልሳይ ክፋል
ብ ኣሇና
ኢሳይያስ ንዜገበቶ በትረ-ስልጣን ብሰሊማዊ መንገዱ ናብ ረብሓ ህዜቢ ኤርትራ ክንቅይሮ ኢና ኢልካ ምሕሳብ፤ ዴግምጋም ዕሽነት ኤርትራውያን ጥራይ ኢዩ። ኣብ ቀዲማይን ካልኣይን ክፋሊት እዙ ጽሑፍ’ዙ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መሰረቱ ብስስዏን ተንኮልን ዜተበገሰ ስሇዜኾነ፤ ኣብ መንጎ እቲ ዜሓሇፎ ዒመታትን ሎሚን ናይ ባህሪ ምቕያር ከምጽእ ዗ይሕሰብ ኢዩ። ካብ ግዛ ሰብዒታት ክሳብ’ዙ ዗ሇናዮ መዋእለ ብተንኮል፣ ታህዱዴን ዒመጽን ኢዩ ኣብ ስልጣን ጸኒሑም’ምበር፤ ብምርጫ ሓፋሽ ቆጽሉ ዜወዯቖ ሰብ ኣይኮነን።
እቲ ዜገርም እምበኣር፣ መራሒ ካልኣይ ወገን ህዜባዊ ሓይልታት ዜነበረ ኣብርሃም ተወልዯ (ኣብርሃም ተወልዯ ዜብል ቃል ብመራኸቢ ብዘሓን ህግዯፍ ኣይተሰምዏን። ስእሉ ኣብርሃም ተወልዯ ርእየ ዜብል ዴማ የሇን። እዙ ኢዩ ስእሉ ኣብርሃም።እዚ ስእሉ እዙኣ ካብ ከብሒ ሓዯ ኣባል መሪሕነት ዜሓባእኩዋ ኢያ።) ኣብ ዒሊ ምስ ተሰውአ፣ እቶም ውሑዴ ቁጽሮም ተጋዯልቲ ናብ ዒሚቑ ሓ዗ን ኣትዮም ነበሩ። ኢሳይያስ ናብቲ ኣብ ኣፈልባ ዜነበረ ኣባ ተክሇሃይማኖት ዜተባህሇ ፈሊጥ (ጠንቋሊይ) ውዑለ ኣጋ ምሸት ናብቶም ተጋዯልቲ ምስ ተሓወሰ፣ ገና ከይተማኸሩ እንከሇዉ ኣኼባ ኣካየዯሎም። ኣብቲ ኣኼባ ‚ዴሕሪ መስዋእቲ ኣብርሃም ዯኣ ንመን ኢና ሓሊፊ ክንመርጽ‛ ዜብል ሕቶ ኣቕረቡ። ኢሳይያስ ትቕብል ኣቢለ ከም ዋዚ ‚ሕጋውያን መራሕቲ ክሳብ እንመርጽ ወሊ ንግዙኡ ኣነ ዗ይጸንሕ’’ ከም ዜበሎም ጭብጢ ሰነዴ ኣሎ። እምበኣርከስ ኢሳይያስ ከምቲ ብ዗ይ ምርቓን ቆጽሉን እንዲባ ብኢዯ ወነኑ ዗ውዱ ዜዯፍአ ንጉሰ ወዱ እልፉ፤ ባዕለ ብገዚእ ኢደን ተንኮለን ኢዩ ናብ ስልጣን ዜመጸ።
ኩለ ዜፈልጦ ሓቂ ዴማ ኣብቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ 1977 ኣብ ፋሕ-ሳሕል ዜተገብረ ቀዲማይ ውዴባዊ ጉባአ ህዜባዊ ግንባር ብዜሇዒሇ ዴምጺ ዜተዒወተ ኣቶ ሮሞዲን መሓመዴ ኑር ኢዩ ዜነበረ። እቲ ዴሕሪ ከክልተ ዒመታት ኪካየዴ መዯብ ዜነበሮ ውዴባዊ ጉባአ ከኣ፣ ኢሳይያስ ክምረጸለ ዜኽእል ውዴዒዊ ኩነታት ስሇ዗ይኣኸሇ፣ ናብ ዒሰርተ ዒመታት (1977-1987) ተመጠጠ። እምበኣር ኢሳይያስ ምክትል ኮይኑ ክሰርሕ ጠሊሕ ስሇ዗ይብሎ፣ ወይ ብልዕሉኡ ኮይኑ ትእዚዜ ዜህቦ ሰብ ስሇ዗ይቅበል፤ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ንምዴያብ ዗ይመሃዝም ጥበባትን ስሇያዊ ሽርሒታትን ኣይነበሩን።
ኣብ ምዴሊው ንካልኣይ ውዴባዊ ጉባአ ጎስጓስ ይግበረለ ኣብ ዜነበረ ግዛ፣ ባዕለ ኢሳይያስ ናብ ሙለእ ዯጀንን ቅዴመ-ግንባራትን እናተንቀሳቐሰ ሰፊሕ ሰሚናራት ኣካየዯ። ኣባሊት ‘ሳግም’ (በዒል ኢብራሂም ቶቲል፣ ኣብርሃሇይ ክፍሇ ወ.዗.ተ…) ናብ ውዴብ ህዜባዊ ግንባር ይጽንበሩ ስሇዜነበሩ፤ ‚ሎሚ ኣጋይሽ ይመጽኡና ኣሇዉ፣ ውሻጠና ከነጽሪ አሇና። ኣንጻር ሰሇስተ ሓሇፋታት ክትቃሇሱ ኣሇኩም። ጉልበት ተጋዲሊይ ዕርዴታት ናብ ምስራሕ ጥራይ ክውዕል ኣሇዎ’ምበር፣ ቤት ጽሕፈታት ሓሇፍቲ ክትሰርሑ ኣይግባእን።… ንሕና ንኹለ ጸብጻባትና ኣብ ሰሇፍና ኣተርኢስና ኢና ንጽሕፎ ዜነበርና። ስሇዙ ቤ/ጽ ስርሑ እንተኢሎሙኹም፣ እምቢ በለዎም።’’ እናበሇ ሓያል በይናዊ
ስውእ ኣብርሃም ተወልደ
ጎስጓስ ኣካየዯ።
እቲ ዜብሎ ዜነበረ ግን ዗ይከውን ነገር ኢዩ። እምቢ ንዜበሇ ተጋዲሊይ ዯሓር መን’ዩ ካብ መቕጻዕቲን ማእሰርቲን ሓሊፊኡ ከገሊግሎ? ነዙ ዜተገን዗በ መሓመዴ ጣሃ ዜተባህሇ ተጋዲሊይ፦ ‛ያ ኢሳይያስ! ናሕኑ ኒቃወም፣ ባዕዳን ኣል መስኡሉን የደጉና ቢል ዑሳያ… ዎ የርቡጡና ራብጣ ሸዱዲ…እንታ ዌን‛ ኢለ ብቋንቋ ዒረብ ክዚረብ እዜክር።
ናብ ኩሊተን ናይቲ ሕቡእ ሰልፊ (ኤርትራዊ ማሕበርነታዊ ሰልፊ) ዋህዮታት፣ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ክምረጽ ከም ዗ሇዎ ጎስጓስ ኪካየዴ ጀመረ። ኣብ ዝባ ዒንበርቦብ ስምኦን ገብረዴንግል ሓሊፊ ጨንፈር ሰልፊ ኣብ ዜነበረለ ግዛ፤ ኣብቲ ኣነ ዜነበርኩለ ዋህዮ ብጋህዱ ‚ተጠንቀቑ ንሮሞዲን ከይትመርጹ፣ ኣብዙ ጉባአ’ዙ ናይ ግዴን ኢሳይያስ ክምረጽ ኣሇዎ። ንሕና ኣባሊት ሰልፊ ከኣ ነቶም ናብ ጉባአ ዜውከለ ዗ይዯቂ ሰልፊ፣ ብፍሊይ ከኣ ኣብ ሕጸን ደሮ ሕጸን ዜርከቡ ነዙ ዕሊማ’ዙ በብዜጥዕም ኣገባብ ክንሕብሮም ይግባእ‛ በሇና።
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምርጫ ካልኣይ ውዴባዊ ጉባአ ብመራኹስን ኢንፊዩዥን ኣባሊት ሰልፊን ሓሇፎ። ኣብቲ ጉባአ ካልእ ዜገንፈሇ ጉዲይ እንተነይሩ ከኣ ዴጉል ግርጭት ኣባሊት ፖሇቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኢዩ። ቅዴም ብዚዕባ ተጋዲሊይ መስፍን ሓጎስ ዜበዜሑ ካብ ኣባሊት ፖ/ቤ/ጽ ‚ንኣባል መሪሕነት ክምረጽ የብለን‛ ክብለ እንከሇዉ፤ ባዕለ ኢሳይያስ ‚ኣንቱም ብጾት ን20 ዒመታት ጠበንጃ ዒጢቑ ዜተጋዯሇ ሰብሲ ብ዗ይ ጠቅም ቆሎ ጥጥቖ ካብ ሓሊፍነት ውረዴ ምባል ግቡእ ኣይኮነን‛ እናበሇ ስሇዜተኻሊኸሇለ፤ ናብ ኣባል መሪሕነት ተመርጸ።
ካልኣይ ዗ሰሓሓበ ጉዲይ ዴማ፣ መብዚሕትኦም ኣባሊት መሪሕነት ‚ኣብ ሜሊታትና ምትዕጽጻፍ ክንገብር ኣሇና‛ ክብለ እንከሇዉ፤ ኢሳይያስ ግን ‚ምትዕጽጻፍ…ምትዕጽጻፍ እንተበዙሑ፣ ሓዯ መዒልቲ ከኣ ምስባር ኣሎ‛ ዜብል ሃዲዱ መዯረ ምስ ገበረ፣ ብናቱ መዯምዯምታ ጉባአ ተዒጽወ። ኣብቲ ብዴሕሪ ናጽነት ኣብ ናቕፋ ዜተገብረ ሳልሳይ ውዴባዊ ጉባአ ከኣ ንመሕሇፊ ዜኾኖ ዴምጺ ኣይረኸበን። ግን ብዕበጦ-ዕበጦ ከም ዜተመርጸ ኣብቲ ጉባአ ብኣግኡ ተፈሉጡ።
ስሇዙ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብሓፋሽ ተጋዯልቲን ህዜቢን ዜመጸን ዜተመርጸን ዗ይኮነስ፣ ብሜሊን ተንኮልን፤ ከምኡ’ውን ንጀጋኑ ዯቀባት ኤርትራ ቀንጺለን ኢዩ ናብ ኮረሻ ስልጣን ዜዯየበ። እቲ ብንግሆኡ ዗ርኢ ክርዲዴ ዜተሇመ ኢሳይያስ’ምበኣር ክሳብ ሎሚ ክበጽሖ ዜዯሉ፣ ግን ከኣ ገና ዗ይበጽሖን ኣብ መንጎ ተስፋን ቅብጸትን ተቐርቂሩ ይጓዒዜ ኣሎ። እቲ ረሳሕ ታሪኹ ከም ጽውጽዋይ ዕንኩራይ ጻጸ ኮይኑ ከይርሳዕ ግን በብዒቕምና ብጽሑፍ ናብ ህዜብናን ዲሕረዎት ወሇድን ከነመሓሊልፎ ይግባእ። ውሽጢን ውሻጠን ህግዯፍ እናፈሇጡ፤ ንልዕሉ ዒሰርተ ዒመታት ጉዲት ኢሳይያስ ካብ ምግሊጽ፣ ትም ዜመረጹ’ውን ኣሇዉ። ግን ንሳቶም’ውን ብመዒልቶም ክጋሇጹን ክቕልዐን’ዮም። እቲ ምንታይ ታሪኽ ናይ ህዜቢ ስሇዜኾነ።
ሎሚ ሓቀኛ ታሪኽ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምንባብ ከም ክሎሮኲን ፈውሲ ዒሶ ዜመሮም ሰባት’ኳ እንተሃሇዉ፤ ጽባሕ ንግሆ ግን ብግምጣለ ክኸውን ኢዩ። እቲ ምንታይ፣ ኩለ ዛጋ ክመሃረለን ካብቲ ፎእን ፋለልን ኣከያይዲን ተመኲሩ ንመጻኢ ኣብ ገዚእ ሃገሩ ውሕለል ስርዒተ ምምሕዲር መታን ክሃንጽ። ሎሚ’ቶም ውሑዲት ኢሳይያስን ዯቀ-መዚሙርቱን ዋናታት ኤርትራ፣ ንሕና’ቶም ብዘሓት ዴማ ጓኖት፤ ኣብ ገዚእ ሃገርናን ርስቲናን ኢሳይያስ ኣካራያይ፤ ንሕና ተኻረይቲ ኮይንናለ ዗ሇና ወቕቲ፤ ጽባሕ ኣርበሽቶ ከም ዜግምጠል ታሪኻዊ ግዴነት ኢዩ።
እቶም ብውሽጢን ብዯገን ድሊራት እናቖሓሙ ዜሕልዉዎ ዗ሇዉ ኣኽሊባት መታን ኣቐዱሞም ክርዴኡ ግን ዕለል፣ ጉሒሊን ሓሳዴን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ግዴን ሕማቕ ኣዋዴቓ ክወዴቕ ምዃኑ ይገን዗ቡ። ሕቡእ ተልእኾታት ሒዝም፣ ኢዴ ኢሳይያስ ጨቢጦም ኣብ ዯገ ንዜነብር ኤርትራዊ ከታልለን ዕምሪ ጎይታኦም ንከናውሑ ኣብ ሸበዴበዴ ዗ሇዉን ከኣ በብቑሩብ ይፍሇጡ ኣሇዉ። ኣብ ዜስዕብ ጽሑፋተይ ዴማ እቶም ናብ ስሇያዊ ስራሓት ኢሳይያስ ዜተዋፈሩ ከክንዱ ያሒት ዜኾኑ ጉሒሊታታ ብዒቕመይ ከጋልጾም ክፍትን እየ።
ኣብዙ ሎሚ ኢሳይያስ ከም ዒርጓዴ-ዯርሆ ዒርቢ ስቕሇት ተኣሲሩለ ዗ሎ ግዛ፣ ከምቲ
ንመዋእለ ብዯም ብዘሓት ዜፋሰጎ፤ ኤርትራ ከኣ ብዯሙ ክትፋስግ ኢያ። ኣብ ውሽጢ ሰሇስተ ዒመታት ብምዕራብን ምብራቕን ኤርትራ ክልተ ግዛ ናይ ምቕንጻል ፈተነ’ኳ እንተተገብረለ፣ ኣይሰሇጠን። ኢሳይያስ ካብ ግዛ ሰብዒታት ክሳብ ሎሚ ብዘሕ እዋን ብጥይት ተሳሒቱ ኢዩ።
እቶም ናይ ምቕንጻለ ስጉምቲ ዜወሰደ ተባዒት ዯቂ ህዜቢ ንዕሇቱ ተረሺኖም’ኳ እንተኾኑ፤ እቲ ዴጉል ናይ ህዜቢ ሓዊ ግን ከም ጓህሪ ሰራው ገሃጽ ይብል ኣሎ። ‘ኣይፋል! ንኢሳይያስ ኣይትቕተለ፣ ወይ ኣንጻር ስርዒት ጎነጻዊ ቃልሲ ከነካይዴ ኢና ዜብል ፍልስፍና ካብ ኣፍኩም’ውን ጡፍ በለዎ… እዙ ሰብኣይ እንተተቐቲለ ኣስመራ ዲግማዊት ሞቓዴሾ ክትከውን ኢያ’ ብምባል ንዛጋታት ናይ ኣእምሮ ጆሆታት ንምግባር ዜጓየዩ መራሕቲ ውዴባትን ሰልፍታትን ዗ሇዉ ከኣ፤ ካብ ጻሕሉን ቁርሲ ቡንን ኢሳይያስ ዜጠዒሙን ዜጽበዩ ዗ሇዉን ጥራይ ኢዮም።
ከምቲ ‘ኣልመክቱብ ማየፍዯል’ ዜበሃል ምስሊ ዒረብ፣ ብ዗ይ ሰዒቱ ዜኸውን ነገር የሇን። ግና ኩለ ባዕለ ብሰዒቱ ክመጽእ ኢዩ ኢልካ ምጽባይ፣ ዕሽነት’ዩ። ገበነኛ ኢሳይያስ ካብ ምምስራት ህዜባዊ ሓይልታት ኣብ ስልጣኑ እፎይ ኢለ ሓዱሩ ኣይፈልጥን። እቲ ምንታይ ናይ ዯም በዒል ዕዲ ስሇዜኾነ። እቶም ንኹለ ባህርያቱ ኣቐዱሞም ዜነቕሑለ ኤርትራውያን ካብ ምምስራት ህዜባዊ ሓይልታት ኣትሒዝም ምስ መከትዎ ኢዮም። ግን ዕለም ጉሒሊ ክበጽሖ ዜወጠኖ ጉዲይ ስሇዜነበሮ፣ ገረብ ብሓኽሊ ከም ዜበሃል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዜቢን ሕንፍሽ-ፍሽ እናኣእተወ ጸኒሑ።
ስዉርን ግሁዴን ተቓውሞታት እናኣጋጠሞ፣ ብሰንከልከል ኢዩ ናብዙ በጺሑ ዗ሎ። ሕጂ’ውን ኣብዙ ህዜባዊ ተቓውሞ ጥርዙ በጺሑለ ዗ሎ እዋን፣ መናውሒ ዕዴመ ዜኾኖ ሓዴሽ ርኪያሞ ምርካም ዗ጸግሞ ኣይኮነን። እቲ ህዜቢ ኤርትራ ዜምነዮን ዒሇም’ውን ብተዯጋጋሚ እትሓቶ ዗ሊን ጉዲይ ምእዋጅ ምቛም ሰልፍታት ኪገብሮ ይኽእል ኢዩ። ገሇ ካብዝም ኣብ ዯገ ኮይኖም ንህዜቢ ዕንክሉል ከብለ ዜጸንሑ መራሕቲ ሰልፍታት ከኣ፤ ‚እቲ እንዯልዮን ክንቃሇሰለ ዜጸናሕናን ጉዲይ ምቛም ሰልፍታት ብሕጊ ስሇዜተኣወጀ፣ ንዐናይ ናብ ኣስመራ’’ ኢሎም ክኣትዉ ከም ዜኽእለ ብእዋኑ ከነስተውዕል ይግባኣና።
ኣብ ከምዙ ዜኣመሰሇ ብናይ ተንኮሊት ዕያር ንዕየረለ ዗ሇና ግዛ፣ ምስቲ ብዘሓት ወገናት ዗ካይደዎ ዜነበሩን ዗ሇዉን ፖሇቲካዊ ተጋዴሎ፣ ጎዴኒ ጎዴኑ ጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ምምራጽ እዋናዊ ሕቶ ኢዩ። ጎነጻዊ ከመይ ኢዩ? ብከመይ ኣገባብ ኢዩ ክትግበር? ኣበየናይ መሬት? በየኖት ሓይልታት ወ.዗.ተ… ዜብለ ሕቶታት ክሇዒለ ባህርያዊ ኢዩ። እቲ መልሲ ግን፣ ስርዒት ህግዯፍ ንምእሊይ ውዴዒዊ ኩነታት በሲለ ጥራይ ዗ይኮነስ፤ ፈጋዕ-ጋዕ ኢለ ኣብ ዗ሇወለ ግዛ፣ ሙለእ ህዜቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኣብ ጎዴኒ እዙ ጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ዯው ኪብለ ከም ዜኽእኩ እቲ ዋና መፍትሕ ናይቲ ጉዲይ ኢዩ።
ኢሳይያስ ብሰሊም ስልጣኑ ከረክብ ዗ይሕሇም ካብ ኮነ፣ ንሕና ዴማ ብሰሊማዊ ኣገባብ ጥራይ ሇውጢ ከነምጽእ ኢልና ምሕሳብ ክንርስዖ ኣሇና። ንኣብነት ኣዴማ ተጋዯልቲ ግንቦት 20 - 1993፣ ዴሕሪ ፈተነ ምንቅስቓስ ‘73፤ ንኢሳይያስ እታ ዜዒበየት ኣስኳሊን ዜሓየሇት ማትሪክን ነበረት። ኣብታ ሰዒት እቲኣ ተጋዯልቲ ንኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ዗ይ ጃኬት ኮብኪቦም ናብ ኣስመራ ስተዴዩም ክወስዴዎ ከሇዉ፤ ዒቢ ትምህርትን ዕዴልን ፈጢሮሙለ። ኣብቲ ተጋዲሊይ ሃይሇስሊሰ /ሉንጎ/ ከም ኣቦ ዲስ ኮይኑ ነቲ ኣኼባ ዜመርሓለ ዜነበረ ግዛ፣ ተጋዲሊይ ‘ኣብ ደሮ መርዒ ኤርትራ ሕማቕ ከይንረክብ’ ብምባል ልቢ ስሇ዗ዕበየ፣ ኢሳይያስ ካብ ጥፍኣት ዴሒኑ።
ሽዐ ከም ጲሊጦስ ‚… ኣነ ዜኾነ ሓሊፍነት ኣየዴልየንን ኢዩ። ሕጂ እንተተረከብኩምኒ ዴማ ሕጉስ እየ!‛ ክብል ንብዒት ሓርገጽ ነብዏ። ሽዐ ገርሀኛታት ኣባሊት መሪሕነት ውሽጡን ውሻጠኡን እናፈሇጡ ናይ ልቦና መራግእቲ ኣየትረፉን። ንሇውሃትን ግርህናን ህዜብና ግና ጥንቅልዑት ተገምጢለ ዴኣ ረመጽ ተዯፈኣለ’ምበር ካብ ኢሳይያስ ዜተረኽበ ፍትሒስ ዗በት።
እቶም ንልዕሉ 20 ዒመታት ዜተጋዯለ፣ ስሇ መነባብሮ ጥራይ ኣዴማ ዜገበሩ ገዲይም ተጋዯልቲ ከኣ ተቐፈደን ተቐንጸለን። ባዕለ ዕለል ሽፍታ ኢሳይያስ ኣብ ጋዛጣ ሓዲስ ኤርትራ 4ይ ዒመት ቁ.5 ናይ 17 መስከረም 1994 ሕታም ‚… ካብ 130 እሱራት 1 ብናጻ ተፋንዩ።
ብመጠንቀቕታ ዜተሇቁ 4፣ ዜተረፈቱ 19፣ ዒመትን ፈረቓን ዜተፈርደ 33፣ ካብ 7 ክሳብ 10 ዒመታት ዜተፈርደ 8፣ ልዕሉ 10 ዒመታት ዜተፈርደ ዴማ 8 ነበሩዎም‛ ኢለ። ብዚዕባ እቶም ሽዐ ንሽዐ ብትእዚዘ ዜተረሸኑ 47 ገዲይምን ሓሇፍቲን ተጋዯልቲ ግን ምንም መግሇጺ ኣይሃበን።
ሎሚ ንሕና ካብቲ ሽዐ ዜነበረ ተመኩሮ ክንመሃር ይግባእ። ካብ 130 ሰባት ሓዯ ጥራይ ናጻ ተሇቒቑ ክበሃል እንከሎ ብሩህ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ 20 ናይ ናጽነት ዒመታት ከኣ ከም ወዜቢ ኣብ ሃገራዊ በዒልና ወሊ ሓዯ ‘ምሕረት’ ዜተገብረለ እሱር ኣይተሰምዏን።
ስሇዙ ናጻ ካብ ፖሇቲካ ዜኾነ ሰራዊት፣ ኣብ ኢንዲስትሪ፣ መጉዒዜያን መስንዒትን ዜሰርሑን ዜተወዯቡን ሸቃሎ፣ ብናጻ ማሕበር ዜተወዯቡ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲን ኮሇጃትን፣ በብጉጅሇ ብማሕበራዊ ዯርብታቱ ዜተወዯበ ህዜቢ ኣብ ዗ይብሊ፣ ከም ወርሒን ጸሓይን ሓንቲ ጋዛጣን ሓንቲ ተሇቪዥንን ጥራይ እትውንን ናይ ዗መነ-ኢሳይያስ ኤርትራ፤ ንጨፍጫፊ ስርዒቱ፤ ብሰሊማዊ ኣገባብ ቃልሲ ጥራይ ኢና ክንፈትሖ ዜግባኣና ዜብለ ዗ሇዉ ወራዘት ማዕድ ከኣ፤ ‘እዚ ብርኩታ እምኒ ኣሊታ’ ኢሇ ጥራይ ክሰግሮም።
‘ኣሓ ምስ ሓራዱአን ማይ ይሰትያ’ ከም ዜበሃል፤ እቶም ኣጸቢቖም ንኢሳይያስን ምስጢራቱን ዜፈልጡ ዜነበሩ መሪሕነት ሙለእ ዕዴል ሃገርን ዕዴል ወሇድታትን ተኸፊቱሎም ክነሱ፤ ኣንጻሩ ቅልጡፍ ዜኾነ ስጉምቲ ኣይወሰደን። ኣከያይዲ፣ ናይ መወዲእታ ሸቶን ጉዕዝን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናፈሇጡ ተገርሁ። ግብረ መልሶም ከም ጓህሪ ቀንጠባራ ስሇዜቐሃመ ዴማ፣ ኣብ መወዲእታ ሂወቶም ከምኡ ቅሂማ። ግን ብዯሞም ዜተተኽሇ ፈልሲ ሰሊምን ዯሞክራሲን ናብ ሙለእ ዒሇም ናብ ዗ሇዉ ዛጋታት ኤርትራ ልሒሙ’ምበር ኣይቀሃመን። እታ ወሉዖማ ዜሓሇፉ ናይ ተስፋ ሽግ ዴማ መብራህታ ናብ ሙለእ ኤርትራ ንክርአ ቀሪባ ኢያ።
ኣብቲ እዋን’ቲ ትልሚ ዗ርኢ ክርዲዴ ዜተሇመ ኢሳይያስ ከም ዲማ ተጻወተሎም። መሪሕነት ህዜባዊ ግንባር ንህዜብን ሰራዊትን ክሕዘ ኣይከኣለን። ኢሳይያስ ሓዯ ኣንጻር ብዘሓት ንኽዕወተሎም ዗ይመሃዝ ውዱታት ኣይነበረን።
ንሓዯ ሚኒስተር ክትከውን ኢኻ፣ ንካልእ ዴማ ጀነራል ክሽይመካ እየ ወ.዗.ተ… እናበሇ ተጓየየ። ንመሰጋገሪ መታን ክጥቀመለ፣ ሃገራዊ ባይቶ ብህጹጽ ኣቖሞ። ዴሕሪ ኣዴማ ተጋዯልቲ ከኣ፣ ኣብ ሳልስቱ ብዕሇት 22 ግንቦት ንባይቶ ብህጹጽ ጸዊዐ፣ ፕረዙዯንታዊ ምርጫ ከም ዜካየዴ ገይሩን ተመሪጹን። ካብ 104 ብቑዕ ዴምጽታት ካኣ 99 ዴምጽታት ረኺቡ ከም ዜተዒወተ ተኣዊጁ። እቲ ጉያ-ጉያ ኣከያይዲ ንኣዲም ገረሞ ኢዩ ነይሩ።
ኢሳይያስ ገና ዗ይበጽሖ ጥጅእ ስሇ዗ሇዎ ኢዩ’ምበኣር ክንዴዙ ዜኣክል መሰክሕ ግፍዕታት ኣብ ልዕሉ ህዜብና ዜገብር ዗ሎ። ህዜቢ ኤርትራ ምምሕዲርካ ኣይንዯልን’ድ ኢለዎ? ኣብ ውሽጢን ዯገን ዗ሎ ህዜብና ገን዗ብ ኣይንህብን’ድ ኢለ? ጓልናን ወዴናን ኣይነኽትትን’ድ ዜበሇ ኣሎ’ዩ? ናብ ስልጣኑ ዗ቋመተ… ወይ ናብ ውልቃዊ ሕሳባቱ ክጸባጸብ ዜዯሇየ ዛጋ’ድ ነይሩን ኣሎን’ዩ? ንሜሊን ፖሉሲን መንግስቲ ሃገረ-ኤርትራ ዜኾነነ ወገን’ከ ነይሩ’ድ?... ብዘሓት ሕቶታት ኣብ እንሓተለ ግዛ፤ ምንም እንረኽቦ መልሲ የሇን።
ስሇዙ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ ንግሆ ዜተሊእኮ ጉዲይ ስሇ዗ሇዎ ጥራይ ኢዩ ክንዴዙ በዯል ዜፍጽም ዗ሎ። ኒሕ ገይሩ ልኡኽ ሓሉቦ ከይበሃል ያኢ! ነታ ዜተበገሰሊ ልኡኽ፣ ንሞት መባዴልቲ ህዜቢ ኤርትራ ብምግባር፤ ‘ዒወት ወይ ሞት’ ብምባል ነኺሱ ክሕዚ መሪጹ። ንምዜኽኻር ዜኣክል እምበኣር ኣብ መጀመርታ ተስዒታት ዗ስምዒና ዜነበረ ዕጥሸው! ‘ዒባይ ኢትዮጵያ’ ኣብ ዜቕጽል ራብዒይ ክፋል ጽሑፈይ ተኸታተለ።
ሞት ክናና ንኢሳይያስ!
ይቕጽል