<%@LANGUAGE="JAVASCRIPT" CODEPAGE="65001"%> Untitled Document

Sourceዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ
ዒስራይ ክፋሌ
ኣሇና

ምስ ምእዋጅ ናጽነት ሕዴሪ ስዉኣት ዜጠሇመ ገበነኛ ስርዒት፣ ነቶም ከም ታቦት ኢየሩሳላም ከብካብ ገይሮም ዗እተዉዎም ተጋዯሌቲ፣ መሌክዐ ብዜነጸረ ክሕዯቶም ኣረጋገጹ። ብዴሕሪ ኣዴማ ተጋዯሌቲ 1993 ኣሸበሸብ ተጋዯሌቲ ንምጽናት ኣብ ዜተገብረ ሰባብ ውጥን ‚ምጥያስ‛ ሽደሽተ ሽሕ ናይ ምንባር ጸገም ምስ ዜነበሮም ስንኩሊን ዯቂ ተባዕትዮን ዯቀንስትዮን ሌዕሉ 55,000 ገዲይም ተጋዯሌቲ ከም ዜጓሓፉ ተገብረ።
ዓጀብ! ስንኩል
ተጋዳላይ ጥዑም ተወልደ ኣብ ግራት እንጣጢዕ (ሊስትሮ!)
የማነ ገብረኣብ ብጻማ ስዉኣትን ስንኩላንን ኣብ ለሰ (ሕዛእቲ ሃገረ- ኤርትራ!)
2
ጥዩሳትን ስንኩሊንን ተጋዯሌቲ ናይ ኣስመራ ፎርማ ከየበሊሽዉ ብምባሌ ብመኾስተር ህግዯፍ ምስ ተጸርጉ ከኣ ከም ዯቂ ዚግራ ናብ መሊእ ኤርትራ ተበታተኑ። እዙ’ውን ንኢሳይያስ ዴቃስ ዜህብ ኣይነበረን፣ ነቶም ዜተረፉ ዯቂ ህዜባዊ ግንባር ናብ እጉዴ መጋርያ ንምህንኳት ኲናት ባዴመ ብምስጢር ወሌዏ። ኲናት ቅዴሚ ምጅማሩ ኣብ ዜነበራ ጽምዱ መዒሌታት፣ ሓሊፊ ፖሇቲካዊ ጉዲያት ህግዯፍ የማነ ገብረኣብ ናብ ከተማ ከረን ወሪደ ነቶም ካብ ቁራዕ ሳሕሌ ከም ካብ ብሱሌ ጥረ ኮይኖም ዜኣተዉ ጥዩሳትን ስንኩሊንን ተጋዯሌቲ ኣኼባ ገበረልም። ብዘሕ በዲሂ ሕቶታት ቀሪቡለ ነይሩ’ዩ። ‚…ሕጂ ሃገር ናይ ምክሌኻሌ ተበግሶ ስሇዜኾነ ናብ ቅዴመ-ግንባራት ንኸይዴ ኣልና። እንተተሰዋእና ማዒ ሳሊማ! እንተተመሇስና ግን ጽባሕ ንግሆ ናባኹም ናብ ሓሇፍቲ ህግዯፍ እነቕርቦ ሕቶታት ኣልና‛ ብዜብሌ መዯረ ኢዩ እቲ ሆጭ ዜበሇ ኣኼባ ዜተዯምዯመ።
ኣብቲ ሽዐ ዜተገብረ ኣኼባ ንምዴርባይን ምብታንን ተጋዯሌቲ ዜምሌከት መዯረ፣ ብፍሊይ ከኣ እተን ታሪኽ ዜሰነዲ ጀጋኑ ተጣየስቲ ተጋዯሌቲ ብሰንኪ ሕሰም መነባብሮ ናብ ስራሕ ባሪስታን ምንዜርናን ከም ዜተዋፈራ ተ዗ርበ። ሊፕ-ቶፕ ኢሳይያስ ዜኾነ የማነ ገብረኣብ ግን፦ ‚…እቲ ጉዲይ ወጽዒ ተጣየስቲ ብዴሕሪ ምምሊስኩም ከም ብሓዴሽ ክረአ ኢዩ። ብዚዕባ መነባብሮ ተጣየስቲ ዯቀንስትዮ ግን እንተ዗ይተጋነነ ይሓይሽ። ናብ ስራሕ ምንዜርና ዜተዋፈረት ተጣያሲት ኣይሰማዕናን‛ በሇ። ሓንቲ ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ካብ ከተማ ባረንቱ መጺኣ ዜነበረት ገዱም ተጋዲሉት ብርጌዴ 44 ዜነበረት (ስማ ኣይክጠቕሶን እየ) ንየማነ ከምዙ ኢሊ መሇሰትለ፦
‚…ኣነ ኣብ 1978 ዒ.ም. ዜተሰሇፍኩ ተጋዲሉት እየ። ከምዙ ክበሃሌ ዜጸንሐ ብመኾስተር ምስ ተጸረግና ምዴረ-ሰማይ ጸሌሚቱና ኢዩ። ናብ ስራሕ ባሪስታ ዜተዋፈራ የሇዋን ኢሌካ ኣቶ የማነ፣ እምበኣር ኣነ ሓንቲ ካብኣተን ምዃነይ ብ዗ይ ሕፍረት ክነግረካ እዯሉ‛ በሇቶ። ኣብ ሌዕሉ ኤርትራውያን ተጋዯሌቲ ነበር ዜወረዯ መሰክሕ ኣዯራዕ ብዜኾነ ቃሊት ክግሇጽ ዜከኣሌ ኣይኮነን። እቲ ወረጃ ማዕድ ስርዒት ህግዯፍ፣ ‘ናብ ስራሕ ምንዜርና ዜተዋፈራ ተጣየስቲ የሇዋን’ ኢለ ክሓባብእ’ኳ እንተፈተነ፤ ‘ኣዯስ ትሓብእ’ሞ ሓበሊ ዒይኒ ነይትሓብእ’ ከም ዜበሃሌ፣ ወሊ’ኳ ብባህሌና ንምዜራቡ ነውሪ እንተመሰሇ፤ ብሕሰም መነባብሮ ናብ ምንዜርና ምስ ተዋፈራ ኣብ ከተማታት ዒሰብ፣ ተሰነይ፣ ከረን ወ.዗.ተ… ገሇ ተጣየስቲ ተጋዯሌቲ ብሕማም አይዴስ ተሰዊአን እየን።
ኣርሒቖም ብምኹብሊሌ ናብ ቅሇቱና ዜኣተዉ፣ ናብ ሌመና ዜተዋፈሩ’ውን ውሑዲት ኣይነበሩን። ኣብ ሕሽክብ (ሳሕሌ) ዜነበረ፣ ተስፋንኪኤሌ ዜተባህሇ ተጋዲሊይ ኣባሌ እንዲ ስንቂ ምስቶም ኣብ ኣስመራ ኣብ ፈቐድ ኣብያተ-ክርስትያናት ተሰሪዖም ዜሌምኑ፣ ንገጹ ብነጸሊ ሸፊኑ ይሌምን ነበረ። ክሳብ ምብቃዕ ኲናት ባዴመ፣ ህግዯፍ ነባር ተጋዲሊይ ዜበሃሌ ንምጥፋእ ውጥናቱ ኣይወዴአን ነይሩ። ኣብቲ ብመዯብ ኢሳይያስ ዜተወሌዏ ኲናት ዴማ ተረፍ ወይ መሊስ ኣውያት ከም ዗ይርከብ ብምግባር ኣብ ግንባራት ባዴመን ገምሃልን፣ ዒሉ-ቴና፣ ዚሊምበሳን ዒሰብን ከም ዜህንኮቱ ተገብረ። እቲ ምንታይ ተረፍ ተጋዲሊይ እንተተመሉሱ ‚ብዴሕሪ ኲናት ናባኻትኩም እነቕርቦ ሕቶታት ኣልና‛ ኢልም ስሇዜተበገሱ።
እቶም ካብ ቅዴሙ ኣብ ሰራዊት ናይ ምምራሕ ቦታ ተዋሂቡዎም ዜነበረ ብማይክሮስኮፕ ህግዯፍ ብብዘሕ መሇክዑታት ዜተመመዩ፣ ከምቲ ኣብ ግዛ መግዚእቲ ጣሌያን ‚ብየማን ዗ሇኹም ሹምባሽ፣ ብጸጋም ዗ሇኹም ብለቕባሽ‛ ኢለ ናይ ይምሰሌ ሽመት ዜዒዯሇ፤ ኣብ ግዛ ስርዒት ህግዯፍ ዴማ ሳጓ ዴዩ መዒርግ ዗ይርዯኣካ፤ ብኣሌማማ ‚ላተናሌ ኮልኔሌ‛ ዜተባህሇ ማዕረግ ተዒዯሇ። ስሇዙ እቶም ብስም ‘ይከኣል’ ዜተጠመቑ ገዲይም ተጋዯሌቲ ስሇ ላ/ኮ ሽመቶም እንተ዗ይኮይኑ፣ ጥፍኣት ዜተጣየሱ ስንኩሊን ብጾቶም ዜዒጅቦም ኣይነበረን። ‘በዒሌ ሓንቲ ዒይኒ ኣይገስግስ፣ በዒሌ ሓዯ ብዕራይ ኣይሇግስ’ ከም ዜበሃሌ፤ ሓንቲ ዒይኒ፣ ሓንቲ ኢዴ፣ ጠረው እግሪ ዜወነኑ ስንኩሊን ከም ዜኸቱ ተገይሩ ኢዩ። ከምቲ ኣብ ግዛ ዯርግ ‚ንወንበዳታት ኣሲርኩም ኢኹም ከተምጽእዎም! ስሇዙ ገመዴ ተማሌኡ‛ ኢለ ንመእሰሪ ተጋዲሊይ ዜኸውን ገመዴ ሂቡ ንበዒሌ ደባሇ ዗በገሶም መንግስቱ፣ ኣብ ግዛ ኢሳይያስ ዜተዯግመ ተዋስኦ ከኣ፦ ‚…ኣጸቢቕና ንፋሇጥ ኢና! ኲናት ምስ ወያነ ካብ ወርሒ ዜሓሌፍ ኣይኮነን። እንተ ረሽራሽ ሒዜኩም፣ እንተ ኣብ ታንኪ ዯይብኩም ኢኹም ክትዋግኡ! ጉዲይ ስዴራ-ቤትኩም ናባና ግዯፍዎ። ህዜቢ ኤርትራ ሓንቲ መርከብ ብ዗ምጽኣቶ እኽሉ ዜናበር ህዜቢ ኢዩ ‛ ዜብሌ ሕሱር ፕሮፓጋንዯ ዜንዚሓለ ዜነበረ ግዛ ኣይረሳዕናዮን።
3
ኣብ ኲናት ባዴመ ዜነበረ ኣሰሊሌፋ ሰራዊት ኤርትራ ከም ቂሐ-ጽሌሚ ‚ይከኣል፣ ዋርሳይ፣ ዕቑር‛ ብዜብሌ ኣስማት ዜተዯባሇቐ ኢዩ ዜነበረ። ኲናት ተጀሚሩ ክሳብ ዜውዲእ ዴማ፣ ብ዗ይካ ገሇ ንጣር፣ ዜተረፉ ጥዩሳት ተጋዯሌቲ ኣይነበሩን። ኣብቲ ከም እሳተ-ጎመራ ዜተፍእ ዜነበረ ኲናት ጥዩሳት ተጋዯሌቲን ዋርሳይን ኢዮም ዜሃሇቑ። ኮነ ከኣ ከምቲ ብዋዚ ዜተ዗ርበ፦ ‚ዋርሳይ ንመሬቱ፣ ይከኣል ንሽመቱ፣ ዕቑር ንሰበይቱ‛ ተባህሇ። ስንኩሌ ተጋዲሊይ እቲ ኢንደስትሪ ሩስያ ዗ፍረዮ መራት ሓጺነ-መጺን ከም ኮሊሉትን ሊሉሽን ኣብ ጽሊት ከብደ ቦታ ተማሲሑ እንከል ኢዩ ዲግም ናብ ኲናት ዜኣተወ

Sourceዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ
ዒስራይ ክፋሌ
ኣሇና