365 ኤርትራውያን፡ ናብ መደበር ስደትኛታት ሸገራብ ኣትዮም

 

ክፍሊ ዜናን ባህልን

ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ

06.01.2009

 

ካብ ዕለት 27.12.2008 ክሳብ ዕለት 02.01.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ብዝሖምን ዝርዝሮምን ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።

 

 

ትሕቲ 5 ዓመት

ካብ 5-18 ዓመት

ልዕሊ 18 ዓመት

ጠቕላላ ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

7

14

78

99

ደቂ ተባዕትዮ

4

47

215

266

ጠቅላላ ድምር

11

61

293

365

 

 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com